Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ሚስዮን ሎካል ናይ ዲጆን Dijon

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ደገፍ ናይ ምስናይ ምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 mois

እንታዩ’ዩ ?

ሚስዮን ሎካል ሓደ ናይ ምምሕዳስ ማሕበር ኮይኑ፣ ን ኣብ ክሊ ዕድመ 16 ክሳብ 25 ዘ ለዉ ድማ መንእሰያት ድማ የድህብ። ነቶም መንእሰያት ኣብ ምድላይ ስራሕ ፣ ሞያዊ ስልተና፣ መጓዓዝያ፣ ምድላይ ገዛን፣ ኣገልግሎት ጥዕናን ፣ ዝምልከትን ነይ ምስናይ ተግባር ኣብ ዲጆንን ከባቢኣን ኣብ ኣስታት 19 ነቑጣታት ኣገልግሎት ይህብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ሚስዮን ሎካል ብ ክትነጥፍዎ ዘለኩምናይ መጻኢ ሞያኹም ኣተኲሩ ይሰርሕ። ስልጠና/ ወይ ስራሕ ኣብ ምርካብ ዝለኩም መደባት ኣብ ምትግባር ይሕግዝ።

እቲ ብ ሚስን La mission locale ሎካል ዝፍለት ቤት ጽሕፈት ፣ ገንዘባዊ ሓገዝ ፣ኽገብር ከከም ኩናታትኩም ይምርኮስ

ሓደ ናይ ሰብ ሞያ ጉጅለ ንኽሕግዘኩም ኣብኡ ኣሎ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ኣከባኢኹም ዘሎ ቤት ጽሕፈት ናይ ሚስዮን ሎካል ንምኻድ።

ብ ቴለፎን 03 80 44 91 44 ብምድዋል ኣቐዲምኩም ሓበሬታ ርኸቡ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456lanie456ተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyolgamyተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
milodijonmilodijonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ