Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

5
ድሉዋት ፋይላት
5
25 - Doubs

ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

እዚ ትምህርቲ ፈረንሳ ምዝራብን ምጽሓፍን ንምምሕያሽ፡ ከምኡ’ውን ባህሊ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ
ብነጻ
ዝተሓተ 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር
Centre de Linguistique Appliquée - Université de Franche-Comtéምስ Centre de linguistique appliquée - Université de Franche-Comté
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ንምርካብ ደገፍን ስልጠናን ስራሕን

ናይ ውልቂ ሞያኻ ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ መድደብ ንምህናጽ
ብነጻ
ዳርጋ 12 ወርሒ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
METISHIMAምስ Dispositif de valorisation de vos compétences
21 - Côte-d'Or

ን ሞያዊ ብቕዓትኩም ኣፍልጦ ንምሃብ

ሞያዊ ብቕዓትኩም ፣ ማለት ቅድሚ ን ፈረንሳ ምምጻእኩም ዝነበረኩም ሞያ ኣፍልጦ ንምሃብ ዝዓለመ ፍሉይ ግዳሰ ዝህብ መደብ ።
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
AFPA CHEVIGNYኣፋፓ ደ ሽቪኝይ l'AFPA de Chevigny
21 - Côte-d'Or

ዲፕሎማ ማለት ምስክር ወረቐት ምሓዝ፣

ላ ቪ.ኤ.ኢ ዝበሃል፣ La VAE ውህሉል ተመክሮኻን ፍልጠትን ምርኩስ ብምግባር፣ ዲፕሎም ወይ ናይ ስራሕ መለለዩ ወይ ማዕረግ ንኽህልወካ ዝገብር ፍሉይ መሰል ዘውህብ ዓንቀጽ እዩ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
CRCP VAECRCP VAE ሲ ኣር ሲ ፒ ቪኤይ ኢ (CRCP VAE)
31 - Haute-Garonne

ምድላው ናይ ትምህርቲን ከምኡ`ውን ናይ ምትእታው ናይ ሞያ

(ኣብ ዞባ ላዕለዋይ ጋርኖል ኦን ኡ ጋርኖል en Haute-Garonne) ናይ ሞያዊ\ት ናትካ\ኪ ናይ መጻኢ ንምህናጽ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ ::
ብነጻ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
Cosmopolitaineዓምዲ ናይ ስነ-ቃንቃ 31