ን ሞያዊ ብቕዓትኩም ኣፍልጦ ንምሃብ
ምስ ኣፋፓ ደ ሽቪኝይ l'AFPA de Chevigny
እንታይ ኢዩ?
(Afpa) ብምባል ዝፍለጥ ፍሉይ ምስርሕ ን ነቲ ብ VAE ዝበሃል መደቡ ማለትን ሓደሽቲ መጻእቲ ናይ ፈረንሳ (VAE)ን ስደተኛታት እውን ከም ዝብጽሖም ዝገብር ፍሉይ መደድብ እዩ/
L'Afpa ንዝቐረበሉ መርትዖታት ምርኩስ ብምግባር፣ ን ይግብኣኒ እዩ ዝበልዎ « ብ እሙናት », ምንጭታት ናይ ሳልሳይ ኣካል ፣ se porte ብምጽራይ ን ልዕሊ 1 ዓመት ስነጠፍሉ ዓውዲ፣ ኣፍልጦ ናይ ብቕዓት ከም ዝረኽቡ ምስክር ክህብ ይኽእል/
ነዚ ንምግባር ድማ ምስ (CIR)ዝበሃል ኣካል ውዕል ክትፍርሙ ይግባእ
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሞያዊ ብቕዓትኩም ንምምስካር
La VAE ቅድሚ ን ፈረንሳ ምምጻእ ዝነበረኩም ናይ ሞያዊ ብቕዓት ፣ኣፍልጦ ንምርካብ ይሕግዘኩም
ዲፕሎማ ንምርካብ
ሰለስተ መስርሕ ብዝምደብ ተግባር ድማ ይሰላሰል
- መጸውዒ ሞያ ምርካብ ;
- ሓደ ናይ ሰርቲፊኬት ብቕዓት ምምስካር (CCP) ;
- ን ሓደ ነገር ናይ ምስራሕ ክእለትኩም ምምስካር (RSFP).
ስራሕ ንምርካብ ን ኽሕግዘኩም
ናይ ምስራሕ ዓቕምኹም ፣ ወይ ኣፍልጦኹም ብምምስካር ፣ ኣብ ግዜዊን ቀዋሚን ስርሓት ከም እትሳተፉ ክገብር ይኽእል።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናይ ፖለምልዋ ኣማኸርትኹም ሕተቱ
ናይ VAE ምስናይ l'APFA de Chevigny, ተጠቐምቲ ን ምዃን ፣ ምስ ናይ ፖለምፕዋ ኣማኸርትኹም ተላዘቡ።
ከምኡ ውን Monsieur Mohamed CHAOUALI au 06 87 30 37 03. ደውሉ