ናይ VAE ኤክፕርየንስ ሳን ፍሮንቴኽ ማለት ን ንዝነበረኩም ሰርቲፊኬት ኣፍልጦ ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
እንታይ ኢዩ?
እቲ Validation des acquis de l'expérience (VAE) Sans Frontière እዚ ኣብ ታሕቲ ዝዝርዘር ነገር ንምትግባር የእክእል።
- ን ተመክሮኹም ነቲ እኳ ከም መጠን ወለንተኛታትን ወይ ሞያውያን ኴንኩም፣ ኣብ ፈረንሳ ወይ ኣብ መበቆል ዓድኹም ዝዓመምኩሞ ስርሓት ኣፍልጦ ይህብ።
- ን ተመክሮታትኩም ናብ ተፈላጥነት ዘለዎን ቅቡል ዲፕሎም ምቕያር
- ሞያዊ ሓገዝ ብዛዕባ እቲ መስርሕ ኣተገባብርኡ ዛዕባ መስርሕ ብ ሰብ ሞያ ካብ VAE ምርካብ።
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ብኸመይ ይኸውን
ነዚ መድደብ ንምኽሳብ ዝኽእል እንተኾይነ ኣብ VAE Sans Frontières ተኽእሎታት ምፍታሽ
እዚኣቶም እዮም እቶም ቀጥዒታት VAEሳ ፍሮንቴኽ
- እቲ ካርት ሰጁኽኩም ወይ ኣብ ፈረንሳ መንበሪኹም ትሕቲ 5 ክገብር ኣለዎ
- ካብ ኤውሮጳውያን ሃገራት ወጻኢ ክኸውን ኣለዎ ዲፕሎምኩም።
- ከም ሰራሕተኛ ወይ እውን ወለንተኛ ኴንኩም ዝሰርሕኩምሉ መረጋገጺ (1607 heures) ሰዓታት ከም ዝሰራሕኩም መረጋገጺ ክህልወኩም ይግባእ።
- ንዕኡ ንምግባር ድሌትን ተበግሶን ክህልወኩም ይግባእ
ምስ እቲ ን ነቲ ተግባር ዝሳልጥ VAE ርክብ ጀምሩ
ነዚ ንምግባር VAE Sans Frontièresንምርካብ እዚ ግባሩ:
- ወይ ብ ቐጥታ ናብተን ነዚ ዝገብራ ጨንፈራቱ ማለት (እንትንእኳ 11 ጨናፍር : ኣብ ፓሪስ , ክረተይ , ቨኽሳይ, ዲጆን፣ኖርማንዲ ሊል፣ ናንችይ መትዝ ፣ ረሚስ ,ሞንትፒየር ቱሉዝ ንet ኒስን ). ናብ ዘሎ ትካላት ብ ኢመይል፣
vae-sansfrontieres@ac-lyon.fr ስደዱሎም። - ወይ ናይ ፖለምፕልዋ ሓጋዚኹም ፣ወይ ናይ ዝኾነ ስራሕ ኣማኻሪኹም ሕተቱ።
ተመክሮኹም ኣብ ተግባር ኣቅርቡ። ኣብቲ መስርሕ ድማ ተመዝገቡ
ናይ ስራሕ ተመክሮ፣ ዲሎም፣ ወይ ውወለንታዊ ኣገልግሎትኩም፣ ፣ ን VAE እተቕርቡ መስርሕ
- ኣብቲ recherche des preuves ዝብል ቦታ መቐበሊ ፋይክኩም
- ነቲ choix d'un diplôme ዝብል ብምጥዋቕ ተመዝገቡ፣ "officiellement" ኣብ ትሕቲ ዝብል መደብ
ንዕኡ ንምትግባር፣ ን DAVA ( ኣኣብ ኣከባቢኹም ዘለዉ ወኪላት ) ምርካብ ከድልየኩም እዩ።
- ኣብ ኣከባቢኹም ዝርከብ ዳቫ DAVA => https://francevae.fr/trouver-mon-interlocuteur/ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ።
- ከምኡውን => vae-sansfrontieres@ac-lyon.fr ብኢመይልምርካብ ይከኣል እዩ
ብድሕሪኡ ዝቅጽል
ብድሕሪኡ ኣብ እቲ መርርሕ ደገፍ ናይ VAE ንምርካብ
ኣብ እቲ መስርሕ ናይ ለውጢ፣
VAE Sans Frontières, ናይ ሞያውያን ሓገዝ ብሓባርወይ ብውልቂ ክትረኽቡትእክእሉ ኢኹም
· ብ ሜቶዶሎጂያዊ ኣገባብ
(ብከመይ መስርዕ ጉዳይኩምሞያዊ ብቕዓት ብዝሓዘመልክዕ ተቕርቡ፣ ደብዳቢምጽሓፍ ፎርምታት ምምላእወዘተ ክኸውን ይኽእል
.)
· ስለጣን ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ን (FLE) ብምሃብናይ ቈንቋን ብቕዓትኩምኣብ ምምሕያሽ ይነጥፍ
· ኣብ እዋን ፈተና ናብ ደየኑ ንኽትቀርቡምድላዋት ኣብ ምግባርምሕጋዝ ወዘተ ምርካል ይከኣል