
ንጥፈታት ኣብ ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ምንባብ
ጠበቓ ምሓዝ ወይ ምርካብ፣
ኣብ ከተማ ዲጆንን ከባቢኣን ንዝነብሩ ተቐማጦ ዝሕግዝ ንዓማዊሉ ሓበሬታታት ዝህብን ዝመክር ጠበቓ ምርካብ፣

ጥበቓ ንምርካብ
ኣብ ከተማ ዲጆን ከባቢኣን፣ ጠበቓ ንምርካብ ብኸመይ ከም ዝከኣል ምሕባር

ናይ ሕጊ ኣማኻሪ ምሁር ወይ ፈላጥ ሕጊ ሰብ ንምርካብ፣
ኣብ ከተማ ዲጆን ንን (Dijon) ከባቢኣን ዝርከብ ሓደ ናይ ሕጊ ኣማኻሪ ፈላጥ ሕጊ ሰብ ምርካብ።

ምስ ሓደ ዓቓቢ ሕጊ ምርኻብ
ኣብ ዝኾነ እዋን ብዛዕባ ሕጋዋነት ንምልባስ ቆጸራ ብምሓዝ ዝርርብ ንምካይድ ይከኣል ኢዩ::ምስ ሓደ ኣኽባር ሕጊ ኣብ ከተማ ዲጆን ብኸመይ ክንራኸብ ከም ንኽእል ንተዓዘብ ::

ብሕጊ መሰላትኩም ዝከላኸለልካ ኣካል ምርካብ፣
እቶም ነዚ ማሕበርና ወኪሎም ንዓኹም ንኽሕግዙ ዝንቀሳቐሱ ሕሩያት ኣካላት (délégués) ብዛዕባ መሰላትኩም ክሕብሩኹምን ከፍልጡኹምን፣ ኣብ ምሕደራዊ ጉዳያትኩም ንእትገብርዎ ምስላጥ ድማ ክተሓጋገዙኹምን፣ ኣገዳሲ እንተኾይኑ ድማ እንተኾነ ንሳቶም ባዕሎም እንተዘይኮነ ድማ ክሕግዝኹም ናብ ዝኽእሉ ኣካላት ክትረክቡሉ እትኽእሉ ቅኑዕ መንገዲ ብምሕባር ክተሓባበሩኹምን ከሰንዩኹም ይኽእሉ እዮም።
