ጥበቓ ንምርካብ
ምስ ብሳላ CDAD 21
ኣዳላዊ Conseil Départemental d'Accès au Droit ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 ans ጠበቓ : ሓደ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝህብ በዓል ሞያ ኾይኑ፣ ኣብ ዓውደ
ሕጊ ዝነጥፍ እዩ፣ኣብ ጉዳይ ቤተሰብ : ውርሻ : ትካል፣ ዝኣመሰሉ ዓውድታት ንኸገልግል፣ ሚኒስትሪ ፍትሒ ወኪሉ
ዝሰርሕ በዓል ሞያ እዩ ።
ብዘይካ እዚ እውን፣ ምሻጥ ገዛ : ውዕል መርዓን :ካልእን ዝኣመሰሉ) ውዕላት ሕጋውነት
ዘልብስ ኣካል እዩ።
With the Departmental Council for Access to Law እምበኣር (CDAD),( ቤ ትጽሕፈት ዞባዊ፣ ቤትምኽሪን፣ ንተጠቓምነት ሕጊ) ኣብ ዲጆን ፣ ነጻ ናይ ጠበቓ ኣገልግሎት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
2 Avenue de Marbotte, 21000 Dijon, France
03 80 67 12 21
8 Rue des Clématites, 21300 Chenôve, France
03 80 51 78 30
Chargement de la carte...