Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስ ሓደ ዓቓቢ ሕጊ ምርኻብ

ምስ ሴ ደ ኣ ዴ 21

ኣዳላዊ Conseil Départemental d'Accès au Droit ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ፣ ን ኣብ መስርሕ ሕጊ ፣ ኣብ ከይዲ ንዘለዉ ሰባት፣ዝግብኦም ኣሰራርሓ ብዛዕባ፣ ሓፈሳዊ ኣሰራርሓ ክሲ ይግባይ ከልእን መሰላቶም ንምግላጽ የገልግል/ ከምኡ እውን ዝኾነ ፍርዲ ምስ ዝውሰድን ኣተገባብራ ናይቲ ፣ መቅጻዕቲን ብዝርዝዝ የረድእ።

ከምኡ እውን ናይ ሕጊ ሓገዝ እውን ይገብር እዩ።ነቲ ብ "procès verbaux de constat" ዝፍለጥ ወይ ሲቪላዊ ሕጊ፣ ማለትሳሕቲ ዘጋጥም ጎነጽ፣ (ኣብ ህዝባዊ ቦታታ ወይ ኣብ ,፣ ጎረቤትን ካልእን…).

ኣብ ናይ ዞባታት (CDAD),ዝርከብ ቤት ፍርዲ ነጻ ኣገልግሎት ንብነጻ ን ኽትረኽቡ ኣብ ዲጆን ከባቢኣኣን ትኽእሉ ትኽእሉ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ንኹሉ ብዘይ ኣፈላላይ ዕድመ ናይ ማሕበራዊ ናብራ ኩነታት ክፉት ኣገልግሎት እዩ ዝህብ።

እዞም ትካላት ሕጊ እዚኣቶም ንኹሉ ብማዕረ ክፉታት እዮም

ኩሉ ኣብኡ ዝበሃል ኣብኡ(ብምስጢር) ይተርፍ

ከመይ ንገብሮ?

ብቴለፎን ርኸቡና ምእንቲ ከመይ ክትጥቀምሉ ከም እትኽእሉ ንኽትፈልጡ ክንገልጸልኩም ኢና 0380517830

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • fabro63ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_200468ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • cdad21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles