ምስ ሰደኣደ ዒስራን ሓደን(CDAD 21 ) ዝተባህለ ትካል ብምትሕብባር፣ - ጠበቓ ምሓዝ ወይ ምርካብ፣ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ጠበቓ ምሓዝ ወይ ምርካብ፣

ምስ ምስ ሰደኣደ ዒስራን ሓደን(CDAD 21 ) ዝተባህለ ትካል ብምትሕብባር፣

ኣዳላዊ Conseil Départemental d'Accès au Droit ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 ans

እቲ ጠበቓ፣ (ኣብ እቲ ናይ ውልቂ ትካሉ ፣ ወይ ቤትጽሕፈቱ) ኣብ ዓውዲ ሕጊ ዝምልከት፣ ንሓታትቲ ከም መጠን ዓሚሉ ምሉእ ግልጋሎት ናይ ምኽርን ኣገደስቲ ሓበሬታታትን ይህብ።

ሰደኣደ (CDAD) ኣብ ከተማ ዲጆን ን (Dijon et dans la region) ከባቢኣን ንዝነብሩ ተቐማጦ እቲ ከባቢን፣ ናይ እቲ ዞባ ሕጊ ኣማኻሪ ብምትሕብባር ንተቐማጦ እቲ ከባቢ ናይ ሕጊ መሰላቶም ንኽፈልጡንካብ ኡ ድማ ተጠቀምቲ ንኽኾኑን ግቡእ ሓበሬታን ኣገልግሎትን ይህብ፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ንኹሉ ብዘይ ኣፈላላይ ዕድመ ናይ ማሕበራዊ ናብራ ኩነታትን መንበሪኦም ቦታ ብዘየገድስን ክፉት ኣገልግሎት እዩ ዝህብ።

እዚ ኣገልግሎት ንኹሉ ህዝቢ ነጻ እዩ፣

እቲ ናይኣገልግሎት ቦታታት፣ ኣብ ዞባ ኮት ድ ኦር Côte-d’Or
ዘለዉ ንምርካብ ( ኣብ እቲመሐበሪ ካርታ ተዓዘቡ )፤

ጠበቓ ብመሰረቱ ምስጢር ናይ ምዕቃብ ባህሪ እዩ ዘለዎ ፣ ስለዝኾነ ድማ፣እቲ ምስ እቲ ጠበቓ ዝተዛረብክሞ፣ ኣብቲ ቦታ (ምስጢር ) ኮይኑ ይተርፍ።

እቶም ብጠበቓታት ዝወሃቡ ሞያውያን ምኽርታት፣ ካብ ወገናውነትን ጸግዒ ሓደ ሰብ ዘይሓዘን ማእከላይን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

በዚ ዝስዕብ መስመር ስልኪ ቁጽርና ክትድውሉልናን ክትረኽቡናን ትኽእሉ ኢኹም፣ ብ ኣካል መጺኹም ክትረኽቡናን ክትውከሱናን ምስእትደልዩ ድማ ኣክብዚ ዝስዕብ ኣቀማምጣ ናይዛ ከተማ ዘርኢ ካርታ ብምውካስ ኣበይ ከምዘለናን ብኸመይ ናብ ቤት ጽሕፈትና ከምትመጹን ክትፈልጡ ትኽእሉ ኢኹም።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 1 Avenue Pasteur, 21140 Semur-en-Auxois, France
  • 03 80 97 09 27

  • 18 Rue de la Mairie, 21560 Arc-sur-Tille, France
  • 03 80 35 53 99

  • 47 Route de Norges, 21490 Bretigny, France
  • 03 80 35 53 99

  • 13 Boulevard Georges Clemenceau, 21000 Dijon, France
  • 03 80 28 93 93

  • 19 Rue Bannelier, 21000 Dijon, France
  • 03 80 44 10 10

  • Boulevard Gaston Bachelard, 21000 Dijon, France
  • 03 80 70 47 62

  • Rue du Tribunal, 21200 Beaune, France
  • 03 80 25 03 80

  • 8 Rue des Clématites, 21300 Chenôve, France
  • 03 80 51 78 30

  • Rue du 8 Mai 1945, 21600 Longvic, France
  • 03 80 68 44 00

  • Rue Charles Dullin, 21240 Talant, France
  • 03 80 44 60 60

  • 6 Avenue Maréchal Foch, 21500 Montbard, France
  • 03 80 92 51 30

  • 22 Avenue du Château, 21800 Quetigny, France
  • 03 80 48 41 00

  • Rue du Tour des Fossés, 21210 Saulieu, France
  • 03 80 64 20 43

  • 3 Rue de la Gare, 21230 Arnay-le-Duc, France
  • 03 80 90 17 55

  • Place d'Argentine, 21700 Nuits-Saint-Georges, France
  • 03 80 62 01 20

  • Rue de Moirey, 21850 Saint-Apollinaire, France
  • 03 80 72 99 99

  • Rue du Foyer, 21910 Saulon-la-Chapelle, France
  • 03 80 79 14 90

  • 25 Grande rue, 21490 Clénay, France
  • 03 80 23 21 59

  • Route de Chamblanc, 21250 Seurre, France
  • 03 80 21 15 92

  • 18 Avenue Général de Gaulle, 21110 Genlis, France
  • 03 80 47 98 98

  • 1 Place de L Hôtel de ville, 21121 Fontaine-lès-Dijon, France
  • 03 80 58 40 87

  • Boulevard Gaston Bachelard, 21000 Dijon, France
  • 03 80 48 89 11

  • 11 Rue Albert Camus, 21400 Châtillon-sur-Seine, France
  • 03 80 81 30 61

  • Place d'Armes, 21130 Auxonne, France
  • 03 80 27 00 50
Chargement de la carte...

Liens utiles