ብሕጊ መሰላትኩም ዝከላኸለልካ ኣካል ምርካብ፣
ምስ ኣብ ሰደ ኣድ ዕስራን ሓደን (CDAD 21) ዝተባህለ ማሕበር፣
ኣዳላዊ Conseil Départemental d'Accès au Droit , Défenseur des droitsኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 ansንጉዳይኩም ብግቡእ ምስ ተረድአን፣ ኣብቲ ጉዳይ እቲ ዘለኩም መሰላትኩም ዘፍልጥን፣ ኣገዳሲ ምስ ዝኸውን ድማ፣ወይ ንሳቶም ባዕሎም እንተዘይኮነ ድማ ክሕግዝኹም ናብ ዝኽእሉ ኣካላት ክትረክቡሉ እትኽእሉ ቅኑዕ መንገዲ ብምሕባር ክተሓባበሩኹምን ከሰንዩኹምን ምዃኖምን፣
ብተወሳኺ እዞም መሰል ሰብ ከይገሃስ ዝጣበቑ ሕሩያት ወኪላት ናይ እዚ ማሕበር ክተሓባበሩኹምን ክሕግዙኹምን ካብ ዝኽእሉሉ ጉዳያ ንኣብነት ንምጥቃስ፣
ምስ ምሕደራዊ ኣካላት ንዘለኩም ዘይምስምማዕ ብሰላማዊን ብስምምዕን ዝፍትሓሉ መንገድን ናይ ስምምዕን ፍታሕን መንገዲ የናድዩ እዮም፣
ካብኡ ሓሊፉ ድማ ብኸምዚ ሰላማዊ መንገዲ ኽፍታሕ ንዘይተካእለ ጉዳይ ብሕጊ መሰረት ኣብ ቅድሚ ሕጊ ቀሪቦም ንኽፈትሕዎ ስጉምቲ ይወስዱ እዮም።
እዞም መሰል ሰብ ከይገሃስ ዝጣበቑ ሕሩያት ወኪላት ናይ እዚ ማሕበር እዘን ዝስዕባ ሽግራት ኣብ ዘጋጥማኹም እዋን ክተሓባበሩኹም ይኹእሉ እዮም፣
- ምስ ናይ ምምሕዳር ኣካላት ኣብ እትገብርዎ ዝርርብ ዘይምርድዳእ ኣብ ዘጋጥም እዋን፣
- መሰል ሓደ ህጻን ኣብ ዘይክበረሉ እዋን፣
- ዝኾነ ይኹን ዓይነት ናይ ተነጽሎ ወይ ምግላል(discriminé) ተግባራት ኣብ ልዕሌኹም ክፍጸም ከሎ ክትርእዩ እንከለኹም፣ ፣
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
3 Passage Anatole France, 21500 Montbard, France
53 Rue de la Préfecture, 21041 Dijon, France
8 Rue des Clématites, 21300 Chenôve, France
11 Rue Albert Camus, 21400 Châtillon-sur-Seine, France
2 Rue du Tribunal, 21200 Beaune, France