{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ድሉዋት ፋይላት
5ድሉዋት ፋይላት
5
ጽቡቕ ኣቀባብላን ሓበሬታን ንኽትረኽቡ
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
ጥዕና
መንበሪ ገዛ

ብሕሱር ክዳውንቲን ካልእማልእን ምግዛእ
ማሕበርና ፣ ቀንዲ ክዳውንቲን፣ ካልኦት ነገራትን ብሕሱር ናብ ዕዳጋ የውርድ፣
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ብሕሱር ዋጋ ምግዛእ፣
ኣብ ሓደ ናይ ምትሕጋዝ ድኳን፣ ብሕሱር ዝሸይጥ ኣቑሑት ይኹን ክዳውንቲ ብምግዛእ ተጠቐሙ።
ጥዕና
ስድራ-ቤት
መንበሪ ገዛ

ንሂወት ብግቡእ ክንክን ምሕዝን፥ ዕረፍቲ ምውሳድን፥ ኣዘውቲርካ ኣካላትካ ብማይ ምሕጻብ ንጽህናኻ ምሕላውን።
እዚ ቦታ እዚ ንኹሉ ሰብ ብዘይ ኣፈላላይ ዘአንግድ ኮይኑ፣ ሰባት መጽዮም ዘዕርፉሉ: ኣካላቶም ዝሕጸቡሉን፣ ክንክን ጸጉሮም ዝረኽቡሉን: ካልኦት ነዚኦም ዝኣመስሉ ኣገልግሎታት ብነጻ ዝረኽቡሉ ቦታ እዩ።
ብነጻ
ጥዕና
መንበሪ ገዛ

ብሕሱር ንምግዛእ
ናይ ሓራጅ፣ሓደሽቲ ክዳውንቲን ካልኦት ኣቑሑን ባህላውያን ነገራትን ንምግዛእ !
ጥዕና
ስድራ-ቤት
መንበሪ ገዛ
