ብሕሱር ንምግዛእ
ምስ ቡቲክ ሶሊዳሪቲ
ብሕሱር ንምግዛእ
ምስ ቡቲክ ሶሊዳሪቲ
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 15 mars 2021
እንታይ ኢዩ?
ሓደስቲን ናይ ሓራጅ ክዳውንቲን ን ባህላውያን ነገራት ከምኡ እውን ክቡር ጥንታዊ ኣቑሑት !ወዘተ ኣለና
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ብሕሱር ንምግዝእ
ምስ ዕዳጋ ብምውድዳር ብሕሱር ዋጋ ንዝቐርቡ ነገራት ንምሽማት
ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቑሑ ንምዕዳግ
ክዳውንቲ፣ ኣቑሑ ባህላውያን ነገራት ወዘተ ...
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኣብ ዝተፈላለዩ ድኳናትና ብጽሑ
ዲጆን DIJON
ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰኑይ ረቡዕን ፣ eዓርቢን ካብ ሰዓታት 9፣30-16h30.
ቦይነ BEAUNE
ረቡዕ 14h -17h30.
ኪተኝ QUETIGNY
ሰሉስን ዓርቢን 9h30- 11h30.
ስ le lundi et jeudi.R
ሰኑይይን ሓሙስን
ኢስ ሱር ቴክ IS-SUR-TILLE
ፈለማ ረቡዕናይ እቲ ወርሒ
SAULIEU
1ይን 3ይን ረቡዕ ናይናፍሲወከፍ ወርሒ ናካብ 14h00 ክሳብ 16h30.
ቨናርይ ለ ሉም VENAREY-LES-LAUMES
ዝኽፈተሉ ሰኑይ 15h - 17h ዓርቢ de 14h à 17h.
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ