
ንጥፈታት ኣብ ስራሕ
ፈረንሳይ
ምንባብ
ቋንቋ ፈረንሳ ንመሃር
ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ከም ናትካ ቕልጣፈን ድሌትን ክትመሃሮ፣ ናይ ውልቂ መምህር ምህላው። ብኻልእ ኣገላልጻ ምስቲ ንዓና ዝጥዕመና መዓልትን ግዜን ሃዋህውን ዝኸይድ ብውልቅና እንመሃሮ ትምህርቲ ቋንቋ ፈርንሳይ፣

ሓገዝ ኣብ መጽናዕቲ ናይ ትምህርቲ ንምርካብ፣
ደቕኹም ኣብ እዋን ትምህርቲ ንዘለዎም ብድሆታት ንምቕላል፣ ወለንተኛታት ተመሃሮ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውዲ ሓገዝ ኽረኽቡ ይኽእሉ እዮም።

ምእንጋድን ሓበሬታት ምርካብን
ግብረ ሰናይ ተሓጋገዝቲ ናይ ወለናታዋን ኣብ ስኮር ፖፒለር፣ ንዓኻ\ኺ ንከሰምዑ ንክቅበሉኻ\ኺ ተዳሊዮም ኣለው፣ ድሕሪ እዚ ኣድላዪ እንተ ኮይኑ ፣ ከም ከም ኩነታት ናይ ድሕረ ባይታኻ\ኺ ምኽሪ ሓበሬታት ክህቡኻ\ኺ ክሕብሩኻ\ኺ ይኽእሉ\ላ፤፣
