ሓገዝ ኣብ መጽናዕቲ ናይ ትምህርቲ ንምርካብ፣
ምስ ኣብ ሰኩር ፖፑሌር (Secours populaire)፣
ሓገዝ ኣብ መጽናዕቲ ናይ ትምህርቲ ንምርካብ፣
ምስ ኣብ ሰኩር ፖፑሌር (Secours populaire)፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 15 mars 2021
እንታይ ኢዩ?
ተመሃሮ ደቅኹም ብግሎም ኣብ ቤት ትምህርቶም፣ ንዘድልዮም ሓገዛት ብኣባላት ሰኩር ፖፑሌር (Secours populaire) ወለንታኛታት ኣብዚ ታሕቲ ተዘርዚረን ዘለዋ ዝስዕባ ናይ ውልቀ መምህር ዘድልዮም ናይ ትምህርቲ(ሳብጀክታት) ሓገዛት፣ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም።
- ኣብ ሕሳብ Mathématique
- ታሪኽን ጆግራፍን
- ቋንቋ ፈረንሳ
- ቋንቋ እንግሊዝ (ብሓባር ኣብ ክፍሊ ኣብ ቤት ምስ መማህርቱ ዝተመሃሮ እሞ ዘይተረድኦ ወይ ኣብ ገዛ ክሰርሖ ዝተዋህቦ ዕዮ ገዛ ኣብ ምሕጋዝ ክተሓባበርዎ እዮም)
- ቁጠባ Économie
- ቋንቋታት እስፐይንን ጀርመንን ዘጠቓለሉ ሓገዛት እዮም።
ንመን ኢዩ ፧
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
እቲ ሓገዝ ኣብ ደረጃን ክፍሊን ናይ ተመሃራይ ይምርኮስ እዩ።
ኩሎም ተመሃሮ፣ ደረጃ ትምህርቶም ብዘየገድስ ናይዚ ሓገዝ እዚ ተጠቐምቲ ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።
ነቲ ዛዕባ እቲ መጽናዕታት ብግቡእ ብምግላጽ፣
እቶም ወለንተኛታት ነቲ ዛዕባ እቲ ትምህርቲ ብግቡእ ብምግላጽ፣ ነቶም ተመሃሮ ብግቡእ ክሳብ ዝርደኦምን ውሕስነት ክሳብ ዝስመዖምን የሰንይዎም።
ሓደ ሓደ ኣዋንእውን ኣብ ንኣሽቱ ግሩፖታት ብምምቕቓል፣
እዚ መርስሕ እዚ ንነፍ-ስወከፍ ተመሃራይ እኹል ግዜ ንኽርከቦን ክሕገዝን ይጠቕም።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና፣
በዛ ቁጽሪ ስልኪ ደዊልኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣ 03 80 30 20 70.
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ