ቋንቋ ፈረንሳ ንመሃር
ምስ ምስ Secours(ሰኩር)
ሰኩር ፖፑሌር"secours populaire" ትርጉሙ ናይ ሰባት ሓጋዚ ሩፍታ ማለት እዩ፣
ቋንቋ ፈረንሳ ንመሃር
ምስ ምስ Secours(ሰኩር)
ሰኩር ፖፑሌር"secours populaire" ትርጉሙ ናይ ሰባት ሓጋዚ ሩፍታ ማለት እዩ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 15 mars 2021
እንታይ ኢዩ?
ከም ናትና ናህሪ ቋንቋ ፈረንሳ ምእንቲ ክንማሃር፣ ዝሕግን ናይ ውልቅኻ መድብ ናይ ትምህርቲ እዩ።
ብኻልእ ኣገላልጻ
ብውልቅና እንመሃሮ ትምህርቲ ቋንቋ ፈርንሳይ ምኽን ያቱ ምስቲ ንዓና ዝጥዕመና መዓልትን ግዜን ሃዋህውን ክሰማማዕ መታን፣
ንመን ኢዩ ፧
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ኣብ ናትካ ደርጃ ዝተጠዓዓመ እዩ
ብኻልእ ኣገላልጻ
ምስቲ በጺሕካዮ/ክዮ ዘልኻ/ኺ ናይ ፍልጠት ደረጃ ማዕረ ምኻድ፣
እቶም ወለንተኛታታ ምስቲ በጺሕካዮ ክዮ ዘልኻ ኺ ናይ ፍልጠት ደረጃ ማዕረ ዝኸይድ፣ ዝተፈላለየ መደባት ኣዳልዮም ኣለዉ፣
ናይ ውልቂ መደብ ትምህርቲ፣
እዚ ድማ ምእንቲ ብቕልጡፍ ኣብ ምዕሟቕ ፍልጠትኩምን፣ ዝተወሰኑ ጠቓሚ ዝኾኑ ንድሌትካ ዝመጣጠኑን ነገራት የፍልጠካ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ደውሉልና፣
በዚ ቁጽሪ ስልክና ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፣
03 80 30 20 70.
ከምኡ እውን ብጽሑና፣
ኣድራሻና : 15 rue de la Brot "ሩ ደ ላ ብሮት" ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታትና ክትመጹና ትኽእሉ ኢኩም፣.
ኣዛራቢ ምርካብ :
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ