ምእንጋድን ሓበሬታት ምርካብን
ምስ ቀዋሚ መቀበሊ
እንታይ ኢዩ?
ንኹሉ ክፉት ኢዩ ፣ ክሎም ተሓጋገዝቲ ስኮርፖፒለር ናይ ምስማዕ ሓደ መድብ የዳልው ፣ሓገዝ ኣብ ናይ ህጹጽ፣ መግቢ ፣ መሳርሒን፣ ምኽሪ ሓበሬታትን ምሃብ ፣ ክብሪ ናይ ወዲ ሰብ ሰብኣወነት ዘለዎ ምስ ኣኽብሮት ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምቅራብ ፤፣
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ዞባ\ ዴባርትሞ
21 - Côte-d'Or
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ሰማዒ ምርካብ
ሓሳብኩም\ክን ከተቅርቡ\ባ ክትገልጹ\ጻ ብልቢ ተግዳስነት ዝምለኦ ዝሰምዓኩም\ክን እንተ ደሊኹም\ኽን፣ ክሉ ግዜ ተገዲሱ\ሳ ዝስምዓኩም\ክን ክትረኽቡ\ባ ትኽእሉ\ላ ኢኹም\ኽን፤፣
ናተካ’ኪ ሕቶ ተግዲሱ\ሳ ብዛዕባ ድሕረ ባይታኻ`ኺ ክምልሰልካ\ኪ ዝኽእል ሰብ ወይ ቦታ ምሕባር ፤፣
ተሓጋገዝቲ ግብረ ሰናይ ናብ ዝተፈላልዩ ቦታ ናትካ`ኪ ሕቶ ክምልሱ ዝኽእሉ፣ ኣግልግሎት ክፍሊ ሓበሬታ ክሕብሩኻ\ኺ ይኽእሉ\ላ፤፣
ናይ ህጹጽ ሓገዝ ተረባሒ ወይ ተጠቃሚ ሙኻን
መግቢ ወይ መሳርሒ ናይ ህጹጽ ሓገዝ ክትረኽቡ\ባ ትኽእሉ\ላ ፤፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
ኣብ`ዚ ታሕቲ ዘሎ ካርት ማብ ብምዕዛብ ፣ ምስ መንበሪ ገዛኹም\ኽን ናብ ዝቀረበ ናይ ስኮርፖፒለር ሓገዝ ክትሓቱ\ታ ትኽእሉ\ላ፤፣
መጺኹም\ኽን ርኸቡና
DIJONዲጆን
ናይ ስራሕ ሰዓታት ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሳዓት 9h30 à 13h ድሕሪ ቀትሪ 14 h à 16h30
ቡን
ናይ ስራሕ ሰዓታት ሶኒ ን ረቡዕን ንግሆ ካብ ሳዓት 9h à 11h, ድሕሪ ቀትሪ 14h à 17h30
ሾኖቭ
ሶኒ ሶሉስ ሓሙስ ንግሆ ካብ 10 ክሳብ 12 heures
ሾቪኒ ሳን ሶቨር
ኵሉ ግዜ ሶኒ ሓሙስን
ጆ ሊስ
ኵሉ ግዜ ሶሉስ ረቡዕ ካብ 14h ክሳብ 17h.
ኢ ሱር ቲየ
ኵሉ ግዜ ሶሉስን ረቡዕን ሓሙስን ካብ 14h ክሳብ 16 h.
ክ ቱ ኔየ
ኵሉ ግዜ ካብ ሶሉስን ዓርቢን ካብ 9h30 ክሳብ 11h30
h30 à 11h30
ሶሊዩ
ቀጻሊ 1ይ ሰሙን 3ይ ሰሙን ወርሓዊ ረቡዕ ረቡዕ ካብ 14h ክሳብ 16h30
ቨናረ ለ ሎም
ኵሉ ግዜ ሶኒ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ሳዓት 15 ክሳብ 17h ዓርቢ ግን ካብ 14h ክሳብ 17h
ሰሚዩር ኦን ኡክስዋ
ቀጻሊ 1ይ ሰሙን 3ይ ሰሙን ወርሓዊ ረቡዕ ካብ 14h ክሳብ 17h ድሕሪ ቀትሪ