Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
AGIR
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
6 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Formation pro
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (6)
ትሩባት ፋይላት (6)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (0)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ድሉዋት ፋይላት
6
ድሉዋት ፋይላት
6
3 départements
ትፈልትውዎ ስፖርት ዳህስሱ
ምእንቲ ምሉእ ሰሙን ንጥፈታት! ጂምናዝየም፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ክሪኬት፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ብሽክለታ፡ ምሕንባስ...ወዘተ ክትገብሩ
15€ ሓንሳብ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስልጣን ሞያ
ምስ La Fédération Sports Pour Tous - Région Pays de la Loire
7 départements
ምድላው ንዲፕሎማ ኣሰልጣኒ ስፖርት ዝግበር ስልጠና
ምሉእ መደብ ምድላው ንኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ወይ ኣመሓዳሪ ስፖርት ዲፕሎማ።
ብነጻ
ዝተሓተ 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምስ Kabubu
7 départements
ምርካብ ስልጠና ንምስራሕ ኣብ ኣድሕን ናይ ማይ
ኣቲ ሞያ ናይ ህይወት ኣድሕን ተማሂርኩም ድሕሪ 4 ወርሒ ንደ.ወ.ሓ.ት ተዳለዉ
ብነጻ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምስ Kabubu
5 départements
ስፖርት ኣብ ፓሪስ ንግበር
ኣብዚ ሰሙን ልዕሊ 30 ዓይነትታ ነጻ ስፖርታዊ ንጥፈታት ፡ ኣብ ፓሪስ ንምስታፍ ዘኽእል መደብ።
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስልጣን ሞያ
ስድራ-ቤት
ምስ Terrains d'Avenir
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ
ጽቡቕ ን ኽስመዓኩም ስፖርት ግበሩ
ምስ UFOLEP ብቐጻሊ ስፖርት ብምግባር፣ ስፖርታዊ ናይ ሞታ ስልጠናታት ንምርካብ ኮነ ከምኡውን ...
ብነጻ
ኣብ መንጎ 3 ን 12 ዘሎ ወርሒ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስ Primo-Sport
69 - Rhône
እናተኸፈልኩም ብስፖርት ሰልጥኑ
ኣብ ሊዮን ኣብ ዝርከብ ስፖርታዊ ክለብ፣ ናይ ተቐባሊ ኣጋይሽ ስራሕ እናተመሃርኩም ደሞዝ ውሰዱ
ብነጻ
ዳርጋ 10 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Programme FIER