ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Kabubu

ኣዳላዊKabubu
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, A1, B1
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 4 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 35 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ
ኩነታት
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ
ስለጠና ናይ ኣብ ህይወት ኣድሕን ኣብ ማይ
እንታዩ’ዩ ?
እቲ ፕሮግራም ስፕላሽ Splash ናይ ዲፕሎማ ኮርስ ናይ ማይ ህይወት ሓላዊ ንምዃን እዩ፣ ኣብ 3 ደረጃታት፤
- ካብ መስከረም ክሳብ ሕዳር 2023 : ምሕንባስን ፈረንሳዊ ፈተናታትን ነቲ መደብ ንምውህሃድ።
- ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር 2023 : ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዜ ምስ ናይ ህይወት ኣድሕን ሓላዊ ምሕንባስን ንናይ ፕሮግራም መእተዊ ፈተና ንምልምማድን ንምድላውን ናይ ምሕንባስ መደባት።
- ካብ ታሕሳስ 4, 2023 ክሳብ 21 መጋቢት 2024 : ናይ ምሉእ ግዜ ስልጠና (35 ሰዓታት ኣብ ሰሙን)፣ ብነጻን ዝኽፈልን ብ Pôle emploi።
ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብ እዋን እቲ መደብ መጀመርታ ብብሬቨት ደ ሰርቨይላንት ደ ባይናድ (BSB) ክትምረቕ ኢኻ እዚ ድማ ኣብ ማእከላት ትርፊ ግዜ ንትሕቲ ዕድመ ህጻናት ክትቆጻጸር የኽእለካ።
ብድሕሪኡ ዕላማ ናይቲ መደብ ሃገራዊ ምስክር ወረቐት ድሕነትን ምድሓንን ማይ (BNSSA) ምሕላፍ ኮይኑ፡ መድሓኒት ማይ ንምዃንን ንመንግስታዊ ወይ ናይ ብሕቲ ገማግም ባሕሪ፡ ናይ ብሕቲ መሐንበሲታት ክትከታተል ምኽኣልን፡ ከምኡ’ውን ንሓላዊ ህይወት ኣብ ምክትታል ህዝባዊ መሐንበሲታት ምሕጋዝን እዩ። .
ፈረንሳ ዘይዛረቡ ተሳተፍቲ እውን ኣብ መንጎ ሚያዝያን ግንቦትን ዲፕሎማ DELF (A2 ወይ B1) ክወስዱ እዮም።

ኣዝዩ ኣገዳሲ
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ኣብ Pôle Emploi ክትምዝገብ ኣለካ ።
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ኣብ Pôle Emploi ክትምዝገብ ኣለካ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ሞያ ናይ ህይወት ኣድሕን sauveteur aquatique ሎሚ ኣብ ፈረንሳ ብመልመልቲ ይድለ ስለዘሎ፡ በዚ ዲፕሎማ ስራሕ ክትረክብ ቀሊልን ቅልጡፍን እዩ።
- በዚ ኣጋጣሚ ሓድሽ ሞያ ተማሃሩ
- ከምኡ ውን ብቋንቋ ፈረንሳ ምዕባለን ዲፕሎማ DELF ምሕላፍን እዩ።
- እንተላይ ሓድሽ ሞያዊ ክእለት ምምዕባል
- ማሕበረ-ሞያዊ፣ ውልቃውን ሓባራውን ደገፍ ክህልዎም እዩ።
እዚ መደብ እዚ ንስደተኛታት፡ ተጠቀምቲ ንኡሳን ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሎም ሰባት፡ ተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋን ሓደስቲ መጻእን ክፉት ኮይኑ፡ ንህዝቢ ፈረንሳ እውን ክፉት እዩ።
እዚ ሞያዊ ስልጠና ማሕበራዊ ምትእስሳር ክትፈጥርን ሓደስቲ ሰባት ክትላለን የኽእለካ።
ከመይ ንገብሮ?
- ኣብቲ መደብ ተገዳስነት እንተሃልዩኩም፡ ነዚ ናይ መመልከቲ ቅጥዒ ኣብዚ ici.ክትመልእዎ ትኽእሉ ኢኹም .
- ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም ፡ formation@kabubu.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ፈረንሳይ
ኣብ ሞያ ስፖርት ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ናይ ጸትታ"ሰኩሪቲ" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
እኹል ምድላው እገብር፣ናይ ዲልፍ ደልፍ ዳልፍ ተሰኤፍ "DILF, DELF, DALF, TCF" ዲፕሎም ንምውናን ተፈተኑ፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

Ecole THOT

UCPA
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ