ምርካብ ሓገዝ ብ Pôle emploi ዝኽፈል መምርሒ መኪና ፍቃድ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisሓገዝ እቲ ብ ፖለምፕልዋ ዝስላዕ ክፍሊት፣ ነቲ ስልጠና ንን ትምህርቲ ወይ ኮርስን ፈተናን ናይ ምዝዋር መኪና (catégorie B). ብከመይ ከም እትኸስብሉን ዝምልከት እዩ።
ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ እዚ ናይ ፍረንች ኣንፎ i : la fiche Réfugiés.info "Passer le permis de conduire avec une auto-école" ብምጥዋቕ ክትርእዩ ትኽእሉ ኢኹም።
እቲ ሓገ ን ልዕሊ 17 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣብ ፖለምፕልዋ እንተወሓደ 6 ኣዋርሕ ዝተለዝገቡ ክኾኑ ይግባእ። . ከምኡ እውን እንተደኣ ስራሕኩም ን ስራሕኩም ኣገዳሲ ኮይኑ ተረኾኑን ክኸውን ኣለዎ።
ን ምሕጋዝኩም 1 200 ኤውሮ ዝበጽሕ ይከኣል እዩ።
ኣገዳሲ!
ከምኡ እውን ካልእናይ ቁጠባ ሓገዝ ኣብ ምርካብ ምምራሕ መኪና ዝሕግዝ ተቕዋም ኣሞ ፣ ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ ici.
ከማኡ እውን ነቲ compte personnel de formation (CPF) ዝፍለጥ ምስ ስራሕ ዝተሓሓዝ ናይ ገንዘብ ውህላለ ፣ ን ምምራሕ መኪና ክትስልጥንሉ ትኽእሉ ኢኹም
.
> ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብ la fiche Réfugiés.infoኣብዚ ብምጥዋቕ ተወከሱ "Utiliser son Compte personnel de formation (CPF)"

ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት