ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1108 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምርካብ ደገፍን መስርሕ ምድህሳስ ወይ ስልጠና ንምርካብ
ምርካብ ደገፍ ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው፡ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ምፍጻም፡ ዕላል ብፈረንሳ ምሕጋዝ

ምርካብ ቅልጡፍ ስራሕ ኣብ ሞያ ክንክን ቆልዑ
ንምርካብ ስልተና ግብራዊ መምርሒ ስራሕን ኣፍልጦ ተመኩሮ ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነትን።
ምድላው ናብ ሞያዊ ዓለም ንምእታው
ንምስራሕ ናይ ንግዳዊ ትካላትኩም ዓለም ስራሕን ኣብ ፈረንሳ፡ ዋጋ ምሃብ ክእለት ኣብ ወጻኢ ሃገራት

ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛ ዝግበር ደገፍ ንምርካብ
በዚ መድደብ ዩክሬናውያን ተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ርጉእ ስራሕን መንበሪ ኣባይትን ንምርካብ ዝግበር ደገፍ

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ

ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።

ምፍላጥ ንመሰል ስራሕ ምግንዛብን
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፣
ስራሕ: ስልጠና: ገዛን ንምርካብ: ከምኡ እውን ናብ ሞያኹም ንምምላስን ምስ ሕብረተሰብ ንምውህሃድን 'ሚስዮን ሎካል' ይሕግዝ።
ስራሕ ንምርካብ ዘኽእል ደገፍ ንምርካብ፣
ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ ካብ ዓሰርተ ሽዱሽተ ስጋብ ዕስራን ሓሙሽተን (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣ ርእሶም ኣብ ምኽኣልን ስራሕ ኣብ ምርካብን ንምኽኣል ዝግበር ናይ ምስናይን ሓገዝን ዝዓለመ መደብ፣

ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።
