ምውሳን ስደተኛ ምዃን ምጥንጣን ወይ ምርሕራሕ
ኣዳላዊ Ofpra ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців томуሓደ ስደተኛ፣ ወይ እውን ናይ ዝተፈላላየ ምኽንያት ናይ ዑቕባ መሰል ዝነበሮ ሰብ፣ renoncer au statut ነቲ ዝተዋህቦ መሰል ብምርሕራሕ ን l’OFPRA ኦፍራ ብምሕባር፣ ክርሕርሖ ወይ ከቋርጾ ይኽእል እዩ።
እዚ ማለት ድማ ፣ ምሉእ ብ ምምሉ ምርሕራሕ ኣብ ፈረንሳ ዘለዎ ዑቕባ እንተደኣ ራሕሪሑ እዚ ዝስዕብ ነገራት ኣብ ግምት ከእቱ ኣለዎ።
- እንተደኣ ብምኽንያት ናይ ቤተሰባዊ ለውጢ ፣ እቲ ናይ ቁዕባ መሰልኩም ኣገዳስነት ዘይብሉ ኮይኑ ረኺብክሞ። ወይ እውን ;
- እንተደኣ ናብ መበቆል ዓድኹም ምምላስ ንህይወትኩም ዘየስግእ እንተ ኮይኑን
ኣገዳሲ!
እዚ ውሳኤ ናይ ምርሕራሕ ናይ ስደተኛ መሰልኩም définitive ንኹልሳዕ ዝጸንዕ ቀዋሚን ምስ ዝኸውን ኣባኹምን ኣብ ስድራ-ቤትኩምን ዓቢ ጽልዋ ከም ዝህልዎ ኣስተውዕሉ።
እዚ ውሳኤ ናይ ምርሕራሕ ናይ ስደተኛ መሰልኩም définitive ንኹልሳዕ ዝጸንዕ ቀዋሚን ምስ ዝኸውን ኣባኹምን ኣብ ስድራ-ቤትኩምን ዓቢ ጽልዋ ከም ዝህልዎ ኣስተውዕሉ።
መተሓሳሰቢ : ፍልይ ዝበለ ፣ ሓንቲ ቆልዓ ትሕቲ ዕድመ ብ ብጾታዊ ግርዘት ወይ ምኽንሻብ፣ ምኽንያት ብምግባር፣ ኣብ ፈረንሳይ ዑቕባ ዝረኸበት ፣ እንተ ኮይና ፣ ናብ መበቆል ሃገራ ናብ ዝነበሮ ሓደጋ ስለ እትቃላዕ ፣ ናብ መበቆል ዓዳ ብፍጹም ኣይትምለስን እያ።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
nourምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
nisreenተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
etienne develayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
adተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት