Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ምስላጥ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ፣ ሓገዝ ን ደገፍን ምእንቲ ክትረኽቡ

ምስ ምስ Pimms Médiation Dijon

ኣዳላዊ Pimms Médiation Dijon ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እምበኣርከስ ፒምስ (PIMMS) ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህበኩም ሓደ ብዛዕባ ህዝባዊ ጉዳያት ዝጽሕፍ ጻሓፊ ንኣገልግሎትኩም ቀሪቡልኩም ኣዳልዩልኩም ኣሎ። ኣብ ላ CAF እውን ኣለኩም

መልእኽትታት ወይ ደብዳቤታት ኣብ ምጽሓፍ ይተሓባበረኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ኤክሪቫን ፑብሊክ ዝተባህለ ብዛዕባ እዚ ህዝባዊ ጉዳያት ዝጽሕፍ ጻሓፊ ብቋንቋ ፈረንሳ መልእኽትታት ወይ ደብዳቤታት ኣብ ምጽሓፍ ይተሓባበረኩም።

ስለዚ ኣብ ዝተፈለለዩ ከተሳልጥዎም ዝግበ ኣኩም ናይ ናይ ቤት ጽሕፈት ደለይቲ ስራሕ እነሐድሶ ወርሓዊ ምሕዳስ፣ ከምኡውን ዴክላራስዮን ትሪመስትሪየል ደ ላ ካፍ ማለት ሰለስተ ወርሓዊ ምሕዳስን ካልኦት ኣገደስቲ ጉዳያትን ክንተሓባበረኩም ኢና።

ካብ ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝተላእኩልኩም ሰተርቲ መልእኽቲታት ኣንቢብክምዎም ምርዳእ ምስ ዝበዩኹም ደብዳቤታት ናብዞም ህዝባውያን ጸሓፍቲ ሒዝክምዎም ትመጹ እሞ ንሳቶም ድማ ብግቡእ ከብርሁልኩምን ከረድ ኡኹምን እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

ቆጸራኹም ኣብ ሓንቲ ካብዘን ኣብ ከተማ ዲጆን (Dijon) ከባቢኣን ዝርከባን ጨንፈራትና ይኹን። ንሓበሬታ ኣብዚ ካርታ ዘሎ ቀይሕ ነጥቢ ተወከሱ።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • yoyobkተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • erika_danተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • pimmsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles