
ማሕበር
Pimms Médiation Dijon
ዝኾነ ዓይነት ጽሕፈት ኣብዚ ኣቃውማ የለን
ቁጽሪ ተሌፎን
ዝኾነ ሓበሬታ የለን ብዛዕባ ኢመይል ኣድረስ
ኢመይል ኣድረስ
ዝኾነ ሓበሬታ የለን ናይ ቁጽሪ ተሌፎን
ኣድረስ ኮድ ፖስታል
21, place de la République - 21000 DIJON
ዞባ\ ዴባርትሞ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
21 - Côte-d'Or
ሰዓታት ናይ ምቅባል
እዚ ትካላዊ ኣተሃናንጻ እዚ ንኹሉ ህዝቢ ኣየአንግድን፣
ንጥፈታት ኣብ ስራሕ
ሓፈሻዊ ሓገዝ ኣብ ክሉ
ቤት ጽሕፈታት
s
ምንባብ
2
ኣብ ምስላጥ ምሕደራዊ ወረቓቕቲ፣ ሓገዝ ን ደገፍን ምእንቲ ክትረኽቡ
ህዝባዊ ጉዳያት ዝጽሕፍ ጻሓፊ (Un écrivain public) ናብ ዝተፈላለየ ቤት ጽሕፈታት ዝኸይድ ደብዳቤ ክትጽሕፉ ክሕግዘኩምን ብተወሳኺውን ምስላጥ ምሕደራዊ ጉዳያ ክተሓባበረኩምን እዩ፣

ቤት ጽሕፈታት
Pimms Médiation Dijon
ብነጻ
ንዝኣመልክምሉ መቕጻዕቲ፣ ናይ ምኽፋል መስርሕ
PIMMS ፒ ኢ ኤም ኤም ኤስ ዘይተክፍለ መቕጻዕቲ፣ ካብ ዓቕሚ ንላዕሊ ቀስ እንዳገበርኩ በብዓቕመይ ጌረ ዝኸፍለሉ መንገዲ ምፍላጥ ይሕብ ይሕርን ይሕግዝን

ቤት ጽሕፈታት
Pimms Médiation Dijon
ብነጻ
s