ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Sama for All

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብንንባብ ኣቢልኩም
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ካልኣይ ዓርቢ ካብ ሰዓት 15 ክሳብ 17 ዝወሃብ ስልጠና እዚ
- ምኻኣ ንምንባብ ቀለልቲ መጻሕፍቲ
- ምንባብ ካብ መጽሓፍ ዝተቐድሐ ጽሑፍ
- ምልውዋጥ ርእይቶ ብመሰረት ፣ ኣብታ መጽሓፍ ርእይቶ
- ምምሕያሽ ናይ ቋንቃ ፈረንሳ ክእለትኩም
እምበኣርከስ ብሳላ ክለብ መጽሓፍቲ La place” ’Annie Ernaux, ” ከተንብቡ ትኽእሉ ኢኹም። ናይ ኣኒ ኤርናክስ’Annie Ernaux, ፡ ድሕሪኡ “ The “L’Étranger ” ”ብ ኣልበርት ካሙስ Albert Camus ዝተጻሕፈ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ምእንቲ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ፡ ንኻልኦት ተሳተፍቲ ምዝራብን ምስማዕን ክትክእሉ
- ምምሃር ሓደስቲ ቃላት ተማሂርካ ስነ-ቓላትካ ኣስፍሑ
- ምርዳእ ኣነባብራን ባህሊ ፈረንሳ ክትክእሉ
- ምህላው ኣፍልጦ ብዛዕባ ስነ-ጽሑፍ ፈረንሳ
- ምኽፋል ሓሳብኩም ኣብ ሓደ መጽሓፍ ተዘራረቡ እሞ ሓሳባትኩምን ብዛዕባ እቲ ቁንጫል ዘለኩም ርድኢትን
- ተመኩሮን ርእይቶን ካልኦት ተሳተፍቲ ስምዑ።
ከመይ ንገብሮ?
ንምምዝጋብ ዕለታት ናይቲ ናይ ንባብ ክለብ ንምፍላጥን ንምምዝጋብን ፡ ግድን ክህልዉ ዘለዎም ነገራት
- ናብ melchior@samaforall.org ኢመይል ስደዱ
- ወይ ድማ ናብ 06 64 75 00 36 መልእኽቲ ስደዱ
- ወይ ድማ ኣብዚ ናይ ዋትስኣፕ ጉጅለ ተጸንበሩ ።
እቲ ናይ ንባብ ክለብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ካልኣይ ዓርቢ ካብ ሰዓት 15 ክሳብ 17 ኣብ Maison des Réfugiés , 10 bis Rue Henri Ribière, 75019 Paris ይካየድ ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ