ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Préformation Nouveau Départ - Grenoble

ኣዳላዊWeavers France
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 15 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 28 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ኣበይ ?
ንምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለት
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ናይ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽን ስራሕ ኣብ ምርካብ ክትድገፍን ዝሕግዝ ናይ 15 ሰሙን መደብ ምስ፤
- ቋንቋ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ን ወጻእተኛታት ኮርሳትን ምድላው ንDELF A1 ወይ A2
- ኣፍልጢ መእተዊ ንዲጂታል ዝምልከት እንትላይእዩ።
- ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዝ ምኽሪ ምርካብ (ፍልጠት ሞያዊ ዓለም ወዘተ)
- ኣብ ሰብኣዊ ባህርያትኩምን ምምዕባል ሞያዊ ባህርያትካን ስራሕ ምርካብ ምሕጋዝ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- መሰረታዊ ፍልጠት እናኣካዕበትኩም
- ብዝበለጸ ብዝርርብን ብጽሑፍን ርክብ ምግባር: ብተሌፎን: ብኤስኤምኤስ: ምምሕዳር ወዘተ።
- ምኻኣል ናይ ዕለታዊ ህይወት ቃላትን መግለጺታትን፡ ዕዳጋ፡ መግቢ፡ መንበሪ ገዛ ወዘተ ምርዳእን ምጥቃምን።
- ከመይ ጌርኩም ንነብስኻ ከም እተላልዩን፡ ኣብ ሕሉፍ ግዜ ትዛረብ ወይ ንኻልእ ሰብ ከም እተላልያ ፍለጥ
- ከባቢኹኡም ፈሊጥኩም ን ነጻ ከም ምዝዋወሩን: ንሓኪም ምኻድ እትኽእሉን ወዘተ ምኽኣል...
- ንፈረንሳ ዳህስስዋ
- ብዛዕባ መጻኢ መደባትኩም ምሕሳብ ከኣሉ
- ከምኡውን ምምሃርን ምድላውን ንDELF A1 ወይ A2 ዝዓለም ደረጃ ምህላው።
- ውልቃዊ ክእለትካን ባህርያትካን ኣማዕብሉ
- ግዜኹምን ጸቕጥ ካልእን ብግቡእ ኣመሓድሩ
- ከመይ ጌርኩም እትረዳዳእን ብሓባር ምስራሕ ምልምምማድ
- ኣከምኡውን ብ ቅድሚ ህዝቢ ጽቡቕ ጌርካ ግለጽ።
- ምድህሳስ ዓለም ስራሕን ንግድን ርኸብ
- ምጥራይ ርእሰ ተኣማንነት ይሃልኻን ምስ ነፍሲ ወከፍ ኩነታት ዝሰማማዕ ሞያዊ ኣቃውማ ይሕዝን።
- ምህላው ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽን
- ንምርካብ ስራሕ ውልቃዊ ደገፍ ምድላይ: ንመመልከቲ ምድላው፣ ምምሳል ቃለ መሕትት ወዘተ።
- ምርካብ ናይ ኩባንያ ምብጻሕን ምስክርነትን።
- ምድህሳስ ስማርትፎንን ኮምፒተርን ኣጠቓቕምአን ምፍላጥን
- መሳርሒታት Google Workspace ንጠቐም፡ Gmail, Google Agenda, , Google Docs, Google Drive...ወዘተ ምፍላጥ
- ምኻኣል ዲጂታላዊ መጓዓዝያን ምንቅስቓስን ኣፕሊኬሽናት ክትጓዓዝ
- ናይ ስራሕ ዕድል ብኢንተርነት ርአን ከመይ ጌርካ ከም እተመልክትን ፍለጥ።
ከመይ ንገብሮ?
- ኣብዚ ቅጥዒ formulaire ምዝገባ ኣብ ምሉእ ዓመት ይርከብ።
- ናይ ሓባር ሓበሬታ ኣኼባታት (ኣብ ቅጥዒ ምዝገባ)
- ምፍላጥ ናይ ኣቀማምጣ ፈተና
- ምስታፍ ኣብ ውልቃዊ ድርኺት ምርግጋጽ ቃለ መሕትት።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ