ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Ecole des Actes

ኣዳላዊEcole des Actes
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ
ምስላጥ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኮምፒተር ምጥቃም
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ን እህደ ሰሙን ሓደ ግዜ ናይ ኮምፒተር ዓውደ መጽናዕቲ ከመይ ጌርኩም ከም እትመሃሩ ምፍላጥ
- ምኽእላ ኮምፒተር ምጥቃም
- ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም።
ምስታፍ ዓውደ መጽናዕትታት ሰኑይ ካብ ሰዓት 2፡30 p ክሳብ 4:30
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ፈለማ wifi ተጠቂምካ ኣብ ኢንተርነት ምእታው
- እንተደሊኹም ናይ ኢመይል ሳጹን ከፊትኩም መልእኽቲ ምስዳድን ምባብን
- ምሕታት ምስክር ወረቐት ወይ ኣገደስቲ ሰነዳት ምሕታም
- ከምኡውን ስካን ብምግባር ሰነዳት ምልኣኽ...
- ምምልካት ኣብ ፈረንሳ ንዝርከቡ ወጻእተኛታት ኣብ መርበብ ሓበሬታ ANEF መንበሪ ፍቓድ ኣመልክቱ
- ምኽኣል ቅጥዒ መሊእካ ብኢንተርነት ኣቕርብ
- ከምኡውን ኣብቲ ፕረፈክቸር ቆጸራ ውሰዱ...
- ሕቶታት ሕተቱ፡ ምኽሪ ውሰዱ
- ምጥቃም ኢንተርነት ምኽኣል
- ገዛእርእስኹም ክኢልኩም ስጉምቲ ክትወስድ ምኽኣል...
ከመይ ንገብሮ?
- ብስልኪ፡ 06 22 53 76 77
- ኣብ ኣድራሻና: 29 rue Charles Tillon, 93300 Aubervilliers
ኣውቶቡስ 173 – ኣብ ስተሽን D. Casanova / Pont Blanc
ኣውቶቡስ 249 – ኣብ ስተሽን Cimetière / Pont Blanc
ኣብ መንጎ ቁጽሪ 25ን 29ን rue Charles Tillon ኣብ ዘሎ ጎደና ቀጽል፣ በቲ ብየማን ዘሎ ኣፍደገ ኣቲኻ፣ ብጸጋም ብዘሎ መደያይቦ ኣቢልካ ናብቲ ትሕቲ መሬት ውረዱ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ