ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Ateliers cinéma à Lyon

ኣዳላዊInstitut Lumière
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ዜጋታት ፈረንሳ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 2 ፍርቂ ሰዓት ናይ ወርሒ
ኣበይ ?
ምስታፍ ኣብ ምስራሕ ፊልም
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ዓውደ መጽናዕትታት ብዛዕባ ቴማ ሲነማ ኣብ ሊዮን ምስ ዝወሃብ ኮይኑ፤ ዕላምኡ ድማ
- ንኣገባብ ኣፈላልማ ሲነማ ዝምልከት ኣቀራርባ
- ኣብ ውሽጡ ባህላዊ ምብጻሕን ኣኼባታትን ምስ ነበርቲ ከተማ ሊዮን ምክያድ
- ሓደስቲ ቃላትን ክእለትን ምምሃር
- ኣብ ምቕራጽ ሓጻር ፊልም ተሳትፎ ምግባር
ፊልም ቀረጻ ንሰሉስ 19 መጋቢት 2025 ተዳልዩ ኣሎ።
ምርኢት እታ ፊልም ንረቡዕ 25 ሰነ 2025 ተዳልዩ ኣሎ።
ምርኢት እታ ፊልም ንረቡዕ 25 ሰነ 2025 ተዳልዩ ኣሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ሌላ ምስ ኣቀራርባ ባህሊ ሊዮን
- ምብጻሕ ናብ ቤተ መዘክር ሉሚየር musée Lumière
- ዑደት ናብ ገዛውቲ ሉሚየርን Lumière መብርሂ ታሪኹን ምፍላጥ።
- ኣቀራርባ ቀዳመይቲ ፊልም
- 2 ናይ ምድላው ዓውደ መጽናዕትታት፡ ምስ ጋንታ ምርኻብ፡ ምፍጣር፡ ልምምድ ትርኢታት ካብ ፊልም
- ፊልም ምውሳድ
- ኩሉ ደረጃታት ቋንቋ ፈረንሳ ቅቡል እዩ።
- ስነ-ቓላት ሲነማ
- ምስ ካልኦት ኣብታ ጋንታ ዘለዉ ሰባት ምዝርራብ።
ከመይ ንገብሮ?
ምስ ለትሽያ ዝተባህለት Laetitia : መሳርሕትና ቆጸራ ውሰዱ፤
- ብኢመይል lduport@festival-lumiere.org ክትጽሕፉ ትኽእሉ ኢኹም።
- ብስልኪ 06 83 53 44 90
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
Préfecture du Rhône
Métropole de Lyon
36 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ