ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Découverte du numérique
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 7 ስሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ
ኩነታት
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ
ምምሃር ኮምፒተር ምጥቃምን ብ ቋንቋ ፈረንሳ ምዕባለን ምግባር
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ናይ 7 ሰሙን ዝግበር ስልጠና ኮርስ ን
- ፈለማ ስራሕ ንምድላይን ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻምን ዲጂታላዊ መሳርሒታት ምጥቃም ይመሃሩ
- ምምዕባል ብቋንቋ ፈረንሳ ብኣፋውን ብጽሑፍን ምዕባለ።
ምፍላጡ ዘገድስ ስልጠና ዝወሃበሉ ቦታ ፡50 boulevard Albert Einstein, 44300 Nantes ናንተስ
ዕለታት፡ ካብ 6 ጥሪ ክሳብ 21 ለካቲት 2025
ሰዓታት፡ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 5
እንተደኣ ኮምፒተር እንተዘይብልኩም ኣብ እዋን ስልጠና መሳርሒታት (ላፕቶፕ፡ ማውስን ቻርጀርን) ምልቃሕ ይከኣል እዩ።
ዕለታት፡ ካብ 6 ጥሪ ክሳብ 21 ለካቲት 2025
ሰዓታት፡ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 5
እንተደኣ ኮምፒተር እንተዘይብልኩም ኣብ እዋን ስልጠና መሳርሒታት (ላፕቶፕ፡ ማውስን ቻርጀርን) ምልቃሕ ይከኣል እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ግድን፤
- ፈለማ ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ፍቓድ ምህላው ፡ወረቀት ዘለኩም፣ምዃን፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሐ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሑ ምዃን
- ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገብ
- ደረጃ ፈረንሳዊ A2 ወይ B1 ክህልዎም እዩ።
- ብቋንቋ ኣዴኹም ወይ መበቆልኩም ምንባብን ምጽሓፍን ፍለጥ
- ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።
- ፈለማ ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ፍቓድ ምህላው ፡ወረቀት ዘለኩም፣ምዃን፣ ወይ ሃገር ዘይብሉ፡ ወይ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሐ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሑ ምዃን
- ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ትራቫይል ክምዝገብ
- ደረጃ ፈረንሳዊ A2 ወይ B1 ክህልዎም እዩ።
- ብቋንቋ ኣዴኹም ወይ መበቆልኩም ምንባብን ምጽሓፍን ፍለጥ
- ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ድራኸ ዘለዎን ዝርከብን ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ኮምፒተር፣ ምሕታም ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም ምፍላጥ (ምስ wifi ምትእስሳር፣ ፎርም ምምላእን ምሕታምን ወዘተ)
- ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም ክኽእል (ቆጸራ ምሓዝ፡ ብኢመይል ሰነድ ስካንን ምልኣኽን ወዘተ)
- ኣብ ሳይታትን ኣፕታትን ተደጊፍኩም ስራሕ ድለዩ።
- ኣብ ኮምፒተር (ኤክሰል፡ ወርድ...) ክትሰርሕ ምኽኣል።
- እዚ ኣብ ሰሙን ሓደ መዓልቲ ትምህርቲ ፈረንሳ (ኣብ መዓልቲ 7 ሰዓታት)
- ናይ ኮምፒተር ኣተቓጥማ ቃላት
- ንመመልከቲ ስራሕን ቃለ መሕትትን ዝውዕሉ ሓረጋት።
- ፈረንሳዊ ኣብ ፕሮፌሽናል ዓለም...ምፍላጥ
- ብጉጅለ ስራሕ
- ኣብ ቅድሚ ካልኦት ሰባት ፕሮጀክት ኣቕርብ
- ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ምሕላፍ:: Mobiliser les compétences informatiques fondamentales መሰረታዊ ክእለት IT ምውህሃድ (Simplon.co), RS 5837 (France Compétences)።
ከመይ ንገብሮ?
- በዚ ቅጥዒ ce formulaire ኢመይልኩም ጽሒፍኩም ኣብ ታሕቲ ጸጋማይ ሸነኽ ናይቲ ገጽ "Suivant"ዝብል ጠውቑ
- ምስ ሓበሬታኹም መሊእኩም ፎርም ስደዱ።
ሓፈሻዊ ሕቶታት ምስ ዝህልወኩም ብቐጥታ grandouest@simplon.co ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ኣብ ናንተስ ዝቕጽል ስልጠናታት ዝካየደሉ ዕለታት ንምፍላጥ cliquer ici. ኣብዚ ጠውቑ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ