Panneau de gestion des cookies

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Projet Initiale FLE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 4 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 3 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምምሃር ደረጃ ጀመርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንምኽኣል

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

እንተደኣ ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ንጀመርቲ ፡ ኣብ ሰሙን 4 ድሕሪ ቀትሪ ን4 ኣዋርሕ ምስ፤

  • ናይ ትምህርቲ ሰዓታት 96 ሰዓታት ቋንቋ ፈረንሳ ብኣፍን ብጽሑፍን ን
  • ከምኡውን ናይ ጉጅለ ስነ-ጥበባዊ ፕሮጀክት
  • ሓባራዊ ቴማዊ ዓውደ መጽናዕትታት (ዝበለጸ ንምምሃር ዝሕግዙ ሜላታት፡ ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ወዘተ)
  • ከምኡውን ባህላዊ ምውጻእ ምዃኑ’ዩ።
  • ምህላው ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምህናጽ ውልቃዊ ደገፍ ምሃብ።
ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ግድን፤
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም (ናይ ስደተኛ ደረጃ፣ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ)
ወይ ድማ ብውሑዱ ን5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ዝጸንሑን ምስ OFII CIR ( R(Contrat d'intégration républicaine)ዝፈረሙን እዮም።
- ተመሃራይ ምሉእ ጀማሪ ብፈረንሳ (ብጽሑፍን ብዘረባን) ክኸውን
- ቦታ ወይ ኣድራሻ ኣብ ፓሪስ ይነብሩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምክኣል ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ክእለትካ ኣመሓይሽ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምዝርራብ)
  • ምእንቲ ምኽኣል ደረጃ A1.1 ወይ A1 ምብጻሕ።
  • ብፍልጠት ናይ ኮምፒተር ምጥቃም: ምጽሓፍ: ምስ ኢንተርነት ምትእስሳር: ናይ ኢመይል ሳጹን ምጥቃም: ሰነድ ምውራድ ወይ ምልኣኽ...
  • ከምኡውን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምሓዝ፡ ናይ CAF ርብዒ ዓመት መግለጺ ምግባር ወዘተ።
  • ምህላው ኣብ ምሉእ ስልጠና ብጉጅለ ኣብ ስነ-ጥበባዊ ፕሮጀክት (ምፍጣር መዝገብ ምዝገባ) ምስራሕ
  • ከምኡውን ኣብ ነብስኻ ምትእምማን ይሃልኻ።

ከመይ ንገብሮ?

እተኽእሊልኩም ኩነታትኩምን ትምህርቲ ፈረንሳ ከምዘድልየኩምን ንምግላጽ ናብ li-pro@aslc-paris.org ኢመይል ስደዱ ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
aslcaslcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
babilobabiloተርጓሚ/ሚት
anihanihተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
mspmspተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት