ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Programme COOP'R

ኣዳላዊUnis-Cité
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2, C1, C2
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 8 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 28 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ
ኣብ ናንተስ Nantes ሲቪክ ኣገልግሎት ምግባር
እንታዩ’ዩ ?
ምስ ንሕብረተሰብ ጠቓሚ ተልእኾታት ንምፍጻም ፣ ብቋንቋ ፈረንሳ ንምግስጋስ ፈረንሳ ንምውህሃድን ናይ 8 ውዕል ቃል ኪዳን እዩ።
እቲ መደብ ኣብ ሰሙን 28 ሰዓታት ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ከምኡ’ውን፤
- ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምርካብ ሲቪካውን ዜጋውነታውን ስልጠና
- ኣብ መወዳእታ ድሕሪ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ንሞያዊ ፕሮጀክትካ ምኽሪ ምሃብ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ኣብዚ ንምንኣብነት ኣብ ናንተስ Nantes ፡ ኣርእስቲ ናይቶም ተልእኾታት፤
- ሓገዝን ደገፍን ንኣረጋውያን
- ምርካብ ምክልኻል ተፈጥሮ።
ኣብዚ ንምንኣብነት ኣብ ናንተስ Nantes ፡ ኣርእስቲ ናይቶም ተልእኾታት፤
- ሓገዝን ደገፍን ንኣረጋውያን
- ምርካብ ምክልኻል ተፈጥሮ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ (ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት)
- ምስ ቋንቋ ፈረንሳ ዝዛረቡ ወለንተኛታት ርክብ
- ምስ ኣረጋውያን ኣብ ፈረንሳ ምልምማድ።
ኣብ ምስታፍ ኩነታት ሲቪክ ኣገልግሎት ኣብ ወርሒ €619 ክትረክብ የኽእለኩም እዩ ።
እዚ ተልእኾ ሲቪክ ኣገልግሎት ብ20 መንእሰያት ፈረንሳውያንን ወጻእተኛታትን ዝሓቖፈ ጉጅለ ዝተወደበ እዩ።
- ምሕጋዝ ምኽርታት ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ ዝሕግዙ
- ምድላው ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት
- ኣብ መወዳእታ ኣብ ፈረንሳ ንዘሎ ክብርታትን ባህልን ንምርዳእ ሲቪካውን ዜጋውን ስልጠና ምርካብ ።
ከመይ ንገብሮ?
- ብ ቁጽሪ ብስልኪ፡ 02 51 72 38 54
- ብኢመይል ፡ nantes@uniscite.fr
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ