ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ COLLECTIF REFUGIES
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኩነታት
ኣበይ ?
ምምዕባል ኣብ ቋንቋ ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን
እንታዩ’ዩ ?
ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ሰሙን 4 መዓልቲ ን4 ክሳብ3 ወርሒ ምስ ባህላዊ ንጥፈታት።
ነዚ ስልጠና ንምምዝጋብ ግድን ክማላእ ዘለዎ ነገራት ፤
- ሕጋዊ ዕድመ ዘለዎ ክኸውን (ልዕሊ 18 ዓመት)
- ስደተኛ፣ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክኸውን ነዚ መደብ ዝሳተፎ ሰብ
- ወይ ድማ ሓድሽ ዝመጸካ ክትከውን (ኣብ CIR ፈሪምካ ናይ OFII ኮርሳት ወዲእካ ኣለኻ)
- ኣብ ፓሪስ ዘትዓቑበ ወይ ኣድራሻ ክህልዎ
- ትሑት ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣለዎም።
ትምህርቲ ሶኒ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕን ሓሙስን፡ ካብ ሰዓት 14 ክሳብ 17 ኣብ፣ ከምኡውን መበል 18 arrondissement of Paris ይካየድ፡ ብዘይካ ኣብ ግዜ ዕረፍቲ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ምምዕባል መሰረታዊ ፍልጠትን ክእለትን (ንባብ፡ ምጽሓፍ) ምምሃር
- ከምኡውን ብዝበለጸ ብኣፋውን ብጽሑፍን ምዝርራብን ምዝርራብን እዩ።
- ምልዛብ ምስ ካልኦት ሰልጠንቲ፣ ኣሰልጠንቲ፣ ኣባላት ማሕበር ምልውዋጥ
- ባህላዊ ንጥፈታት ምግባር: ናብ ቤተ መዘክር ምብጻሕ: ኣታኽልቲ: ናብ ቤተ-መጻሕፍቲ ምኻድ ወዘተ።
እዚ ሳላ ትምህርቲ ፈረንሳን ባህላዊ ምውጻእን፡ መዓልታዊ ዝያዳ ናጻ ክትከውንን ብቐሊሉ ክትወሃሃድን ክትክእል ኢኻ።
ከመይ ንገብሮ?
እዚ ንልምምድ ዝኸውን ቅድመ ኩነት እንተ ኣማሊእካ፡ ምስ ኣተሓባባሪ ፕሮጀክት ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ብስልኪ ቁጽሪ 06 64 58 52 83
- ወይ ብኢመይል ናብ coordo@collectif-refugies.com ።
ናይ ፈረንሳ ፈተና እንተሓሊፍካ ክትምዝገብን ስልጠና ክትጅምሮን ትኽእል ኢኻ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ