Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪፈረንሳይምስ ESPERER 95 (95 - Val-d'Oise)

ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ ብዲጂታል ቴክኖሎጂ

ምስ ምስ ESPERER 95

ESPERER 95ኣዳላዊ ESPERER 95 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ምእንቲ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታልን ክትመሃሩ እሞ ከምኡ’ውን ገዛእ ርእስኹም ክኢልኩም ንምስራሕን ምንባርን ክትክእሉ ብሕታዊ ደገፍ

እቲ መመልከቲ እዋን ዓመት ምሉእ ተቐባልነት ኣለዎ፡ ቦታ እንተሃልዩ ድማ ብቕልጡፍ ስልጠና ትጅምሩ ትኻሉ ኢኹም ፣ ከምኡ እውን ኣብ ዝኾነ እዋን ካብቲ ስልጠና ክትወጽእ ናጻ ኢኹም።

ትምህርቲ ኣብ መዓልቲ ካብ ሰዓት 9:00 ክሳብ 16h30 ወይ ምሸት ካብ 16:30 ክሳብ 19:30 .

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ደረጃ ኣፋውን ጽሑፋውን (ኣደማምጻ፡ ምርዳእ ወዘተምእንቲ ) ምምሕያሽን ምእንቲ ክኽእሉ
  • ኣብ ናይ ስራሕ ወይ መዓልታዊ ህይወት ኩነታት ክትረዳዳእ ምኽኣል
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ኮርስ ዝተበጽሐ ደረጃን ዝተዛዘመ ሰዓታትን ዝሕብር ናይ ስልጠና ምስክር ወረቐት ይወሃብ።

  • ምእንቲ ኮምፒተርን ናይ ቤት ጽሕፈት ሶፍትዌርን ምጥቃም ተማሃር
  • ኣብ ኢንተርነት ከመይ ጌርኩም ከም እትጓዓዝን ብናጻ ስጉምትታት ከም እትወስድን ምፍላጥ።

  • ብዛዕባ እቲ ትካል ዘለኩም ፍልጠት ኣማዕብሉ: ስርሓት: ደረጃታት ወዘተ።
  • ኣብ ስራሕ ኣቃውማኹም ብከመይ ጌርኩም ከም እተመዓራርዮ ፍለጥ: ማሕበራዊ ስርዓታት: መሰላትን ሕግታት ህይወትን ከተኽብር...ወዘተ ከኣሉ

ከመይ ንገብሮ?

ከምኡውን ኣብ ናይ ሓበሬታ ኣኼባ ክትሳተፍን ቅድሚ ልምምድ ምጅማርካ ናይ ፈረንሳ ፈተና ክትወስድን ትኽእል ኢኹም።

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
esperer95esperer95ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
djedodjedoተርጓሚ/ሚት
amir69amir69ተርጓሚ/ሚት
duliepaolenaduliepaolenaተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
piedhand1998piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles