Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Formation de français quotidien et professionnel

ኣዳላዊ Agence de développement, de formation, d'information et de coordination (ADFIC) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ መደብ እዚ እንተወሓደ ኣብ ሰሙን 7 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኮይኑ ፤ ዕላማኡ ድማ

  • ንምብጻሕ ደረጃ A2 ወይ B1 ምብጻሕ
  • ኣንተላይ ባህሊ ፈረንሳ ምድህሳስን።
  • ኣብ መወዳኣታ ስራሕ ንምርካብ ድሉዋት ንምዃን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

- ምንባብን ምጽሓፍን ንክትመሃሩ
- መዓልታዊ ስነ-ቓላት ንኽትፈልጡ
- ኣብ ዝተፈላለየ ውልቃውን ሞያውን ኩነታት ክትገብሩ ወዘተ።

- ኣብቲ ኣብ ፈረንሳ ዘሎ መሰላትን ግቡኣትን ምፍላጥ
- ባህሊ ምርዳእ ክትካሉ
- ምስ ሓደስቲ ሰባት ተራኸብ፣ ኣካል ናይ ሓያሎ ጉጅለታት ንኽትሳተፉ።
- ውልቃውን ሞያውን መርበብ ምስፋሕ ክትገብሩ።

- ብሳላ እዚ መደብ ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ እትደልየሉ እዋን ብሕታዊ ደገፍ
- እንተላይ ሓባራዊ ሓበሬታ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ሞያዊ ዛዕባታት ክትሳተፉ ክትክእሉ
- ኣቀራርባ ስራሕቲ ዝቆጽሩ ዘለዉ ዓውድታትን ትካላትን ክትላለዩ ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብተሌፎናትና :
    04 91 98 50 76
    04 91 08 01 30
    06 72 35 56 78
  • ካምኡ ውን ናብ ኣብ ቤት ጽሕፈት ትካል ልምዓት፣ ስልጠና፣ ሓበሬታን ምትሕብባርን (ADFIC)
    26 rue Saint-Savournin
    13 001 Marseille
    ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12 እዩ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • adfic formationsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • djedoተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles