ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ l'application PRODIJ'

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኩነታት
ምስትምሃር ንስራሕ ዝጠቅም ቋንቋ ፈረንሳ
እንታዩ’ዩ ?
ሞያዊ ስልጠና ፈረንሳ ስልጠና ምሉእ ብምሉእ ኣብ ስማርትፎን ኣፕ።
ኣብ ሞያዊ ጽላታት ዝቐርቡ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ኣለዉ ንሳቶም ድማ ምልመላ ኣለዉ፡ ሎጂስቲክስ፡ ውልቃዊ ሓገዝ ወዘተ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ኣብ እዘን ዝስዕባ ጉዳያት
ንስኻ ትሰርሕ :
- ን ሞያ ዝኸውን ቃላት
- ናይ ስራሕ መምርሒታት
- ኣገባባት ድሕንነት ኣብ ስራሕ
- ወግዓዊ ሰነዳት...ወዘተን ዝኸውን ነገራት
እዚ ምሉእ ብምሉእ ብርሕቀት ዝወሃብ ስልጠና እዩ። ነቲ ስልጠና ኣብ ዝደለኻዮ ቦታ ክትከታተሎ ትኽእል ኢኻ: ካብ ገዛኻ ወይ ካብ ካልእ ቦታ ክኸውን ይኽእል እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ንወለዲ ንቆልዑ ምሕብሓብ ኣየድልዮምን እዩ።
ኮምፒተር ድማ ኣየድልን እዩ: ኢንተርነት ዘለዎ ስማርትፎን እኹል እዩ!
ሓደናይ ስልጠና ጉጅለ ን5 ተምሃሮ ሓደ መምህር እዩ።
ምስ ናይ ዘተ ጉጅለ ኣብ መንጎ ተምሃሮን መምህርን ዘሎ ምትእስሳር ንምልውዋጥን ንምሕላውን።
ብንኣሽቱ ጉጅለታት፡ ኣብ እዋን ቨርቹዋል ክፍልታት፡ ግን ከኣ ብናጻ ብመንገዲ ልምምዳት ኣብቲ ኣፕሊኬሽን ክትሰርሕ ኢኻ።
ከመይ ንገብሮ?
ነዚ ንምግባር ፈረንሳ ንምምሃር ኣፕሊኬሽንና ክትጥቀሙ ምስ እትደልዩ፡ ናብዚ ዝስዕብ ኢመይል ስደዱ ፡ prodij@cavilam.com
ዝቕጽል ስልጠና “ወኪል ጽሬትን ጽሬትን” ዝብል ኮይኑ፡ ካብ መስከረም 2024 ጀሚሩ ክጅምር እዩ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ