ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ Niort ንዋኽት
ምስ ምስ ALPHACAN
ኣዳላዊ CORAPLIS ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ Niort ንዋኽት ዝርከብ ቤት ጽሕፈት መቐበሊ ፡ ናይ ዝርርብን ጽሑፋውን ቋንቋ ፈረንሳ ብኸመይ ከም እተመሓይሹ ሓበሬታ ይህብ ፡ በዚ ድማ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ፡ ናይ ዕላል ዓውደ መጽናዕቲ፡ ስልጠና...ወዘተ ምርካብ
- ብተወሳኺ ንነፍሲ ወከፍ ደረጃ ዝቐርቡ መደባት ንምፍላጥ
- ከምኡውን ንሓደ መዋቕር ንምርኻብን ንምምዝጋብን ዝግበር ደገፍ።
ኣዝዩ ዘገድስ!
እቲ ቤት ጽሕፈት ክፉት እዩ (ኣብ ቦታን ብተሌፎንን) ኩሉ ግዜ ረቡዕ ካብ ሰዓት 14h ክሳብ 17.፣ ብዘይ ቆጸራ።
እቲ ቤት ጽሕፈት ክፉት እዩ (ኣብ ቦታን ብተሌፎንን) ኩሉ ግዜ ረቡዕ ካብ ሰዓት 14h ክሳብ 17.፣ ብዘይ ቆጸራ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
coraplisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
samiseተርጓሚ/ሚት
darlapmተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት