Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Arobase FLE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1
ፍሉያት ተሳተፍቲሰብ ፍሉያት ጾታ, ዓበይቲ, ንኡሳት, ደቐንስትዮ, ቤተሰብን ፣ ቆልዑ ፈረንሳን

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝተሓተ 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 3 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ኣበይ ?

ንዝበለጸ ንምርድዳእ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ዝያዳ ናጻ ንኽትከውንን ትምህርቲ ፈረንሳ፤

  • ኣንብብ፡ ጽሓፍ፡ ምቑጻር
  • ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ከመይ ጌርካ ከም እትገብርን መን ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ክሕግዘካ ከም ዝኽእልን ምርዳእ
  • ስራሕ ድለዩ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ
ኣብቲ ስልጠና ንምስታፍ ክህሉ ዘሎ ረቋሒ፤
- ስደተኛ፣ ሃገር ኣልቦ ሰብ፣ ወይ ንኡስ ሓለዋ ዘለዎም፣ ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሑን ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ካብ እትርከብ ሃገር ዝመጹ ክኾኑ ይግባእ።
- ከምኡውን ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሙ
-ብተወሳኺ ብቋንቋ ፈረንሳ ብሓጸርቲ ቀለልቲ ሓረጋት ብጽሑፍን ብጽሑፍን ክረዳድኡ ክኽእሉ ክኾኑ ይግባእ።
- ኣብ መዓልታት ስልጠና (ብሓሙስን ዓርብን ኣብ መዓልቲ ኣስታት 3 ሰዓታት፡ እንተወሓደ ን3 ኣዋርሕ) ንምክትታል ድሉዋት ክኾኑ ዘለዎምን ኣለዎም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምህላው መሰረታዊ ክእለት ምምሃር፡ ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምቑጻር
  • ኣብ ፈረንሳ ዘሎ ሕግታትን ልምድታት ኣነባብራን ምፍላጥ
  • ምምሕዳራዊ ተቕዋማት ፈረንሳ ከመይ ከም ዝሰርሑ ምፍላጥን ምርዳእን (ኣዳራሽ ከተማ፡ ግብሪ፡ ፕረፈክቸር፡ ቤት ትምህርቲ፡ CAF፡ መድሕን ጥዕና ወዘተ) ምፍላጥ
  • ኣብ ንግዲ ሞያዊ ኮዳት ምርዳእን ምቕባልን።
  • ስራሕንምርካብን ንምዕቃብን ምእንቲ ክትክእሉ ቋንቋ ፈረንሳኹምኣመሓይሹ።

እቲ ኣጋጣሚ ናይ ትምህርቲ ኣብ እዋን ትምህርቲ ምስ ሰባት ክትራኸቡ፣ ዝተፈላለየ ላህጃታት ምስማዕ፣ ንሓድሕድካ ምትሕግጋዝ...ክትክእሉ ወዘተ ይሕግዝ

ከመይ ንገብሮ?

  • er ce document (fiche de liaison)) እቲ ቅጥዒ ምስ ኣሲስታንት ሶሻል ብሓባር ምልእዎ ።
    ንበይንኹም እንተኴይንኩም፡ ምሉእ ስም፡ ቁጽሪ ተሌፎን፡ ኢመይል ጥራይ ክትመልኡ እትኽእሉ።
    ኣብቲ ሰነድ ክትጽሕፉ እንተዘይክኢልኩም፡ ናብ fle.lille@groupe-sos.org AND gaetan.toilliez@groupe-sos.org ኢመይል ስደዱ
  • ቆጸራ ንገምጋም ብቕዕት ቋንቋ ደረጃ ፈረንሳን ቃለ መሕትት ንኣቀራርባ ኮርሳትን።
  • ኩሉ ተቐባልነት እንተረኺቡ ንፕሮፖዛልን ምጅማር ትምህርትን መደብ ግበሩ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
jeux de motsjeux de motsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት