Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Arobase FLE

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1
ፍሉያት ተሳተፍቲደቐንስትዮ, ንኡሳት, ዓበይቲ, ሰብ ፍሉያት ጾታ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዝተሓተ 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 3 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰሉስ, ረቡዕ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም

ኣበይ ?

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንምርካብ ስራሕ ሓገዝን ዝዓለመ መደብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ከም መጠን ባዕዳዊ ቋንቋኣብ ሞያዊ ህይወትኩም ንምቕላል : ሓድሽ ስራሕ ንምድላይ፣ ኣብ ትካልላት ሰባቶም ብፍላጥ ርክብ ንምግባር፣ ከምኡ ውን ስልጠና ንምድላይን ይሕግዘኩም።

ኣስተውዕሉ
ነዚ ስልጠና ንምስታፍ ዘልዉ ግዴታታት

- ናይ ስደተኛ፣ ሃገር ኣልቦ ሰብ፣ ወይ ንኡስ ሓለዋ ዘለዎም፣ ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝጸንሑን ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ካብ እትርከብ ሃገር ዝመጹን ክኾኑ ይግባእ።
- ከምኡውን ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ፈሪሙእውን ክኾኑ ኣለዎም
- እንተላይ ብሓጸርቲን ቀለልትን ሓረጋት ብፈረንሳ ብኣፋውን ብጽሑፍን (ዝተሓተ ደረጃ A1) ክረዳድኡ ክኽእሉ
- መዓልታት ስልጠና (ብውሑዱ ኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት፡ እንተወሓደ ን3 ኣዋርሕ) ክህልዉን ዝኽሉ ቃል ይኣትዉን

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ነቲ ናይ ክፍሊት ሰነድ fiche de paie ኣንቢቦም ዝርድኡ
  • ዓይነታት ውዕላት ስራሕ ምርዳእ ዝኽሉ
  • "ኣንታን" ወይ "ኣንቱም" ኣበይ ከም ዝበሃልዝፈልዩ፣ንምዃን
  • ፍሉይ ናይ ስራሕ ቃላት ምጥቃም
  • ከምኡውን ምስ መሳርሕትን ኣካየድትን ብቐሊሉ ርክብ ምግባር...

ብዘይካ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ዓውደ መጽናዕትታት ን፤

  • ናይ ስራሕ ዕድላት ምፍታሽ ንዝቐርብ ስራሕ ምርዳእ
  • ሲቪኹምን ናይ ተበግሶ ደብዳቤኹምን ጽሓፉ...

ጉጅለ ምስ ማሕበራዊ ምስ ኣኣሲስታንቲ ሶሻልን ኣካየድቲ ስራሕካን ርክብ ብምግባር ምዕባለኻ ንምርኣይን ድሌታትካ ንምርዳእን ይሕግዘኩም ቅሩብ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ነዚ ሰነድ ce document (fiche de liaison) a ብምጥዋቕ ምስ ኣሲስታንት ሶሻል ብምዃን ምልእዎ ።
    ምሉእ ስም፡ ቁጽሪ ተሌፎን፡ ኢመይል ጥራይ ኢኻ ክትመልእ እትኽእል።
    ኣብቲ ሰነድ ክትጽሕፉ እንተዘይክኢልኩም ናብ fle.lille@groupe-sos.org AND gaetan.toilliez@groupe-sos.org ኢመይል ስደዱ
  2. ብተወሳኺ ቆጸራ ንገምጋም ደረጃ ፈረንሳን ቃለ መሕትት ንኣቀራርባ ኮርሳትን።
  3. ኣብ መወዳእታ ኩሉ ተቐባልነት እንተረኺቡ፡ ፕሮፖዛልን ምጅማር ትምህርትን መደብ ግበሩ።
ኣብ ላዕሊ ገጽ

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
jeux de motsjeux de motsኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
gitorogitoroተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት