Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ SAFORE

Safore formation
ኣዳላዊSafore formation

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሓተትቲ ዑቕባ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 259 ሰዓት
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 3 መዓልቲ ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ዓርብ

ኩነታት

ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ናይ ቋንቋ ፈረንሳዊ ስልጠና ን፤

  • ምእንቲ ፈረንሳዊ ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምዝራብን ምርዳእን ዝሓሸ እዩ።
  • ሞያዊ ስልጠና ወይ ስራሕ ከመይ ጌርካ ከም እትደሊን ከም እትረክብን ይፈልጥ፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • መዓልታዊ ዝጠቕሙ ሞያዊ ስነ-ቓላትን ተጠቐም ንምፍላጥ
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባትኩም (CAF, Pôle emploi, ወዘተ) ኣካይድ
  • ሲቪ ንምስራሕ
  • ንዝቐረበልኩም ስራሕ ከመይ ጌርካ ከም እተንብብ ፍለጥ
  • ንሞያዊ ቃለ መሕትት ምቅርራብ ምግባር።
  • ኣብ ሞያዊ ንጥፈት ዘተኮረ ቋንቋ ፈረንሳ ምዝራብ
  • ሞያ ን ኽትድህስሱ ትካል ርኸብ፣ ሞያ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ መደብ ክትሳተ ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ፡ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፤

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
caroluscarolusኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
saforesaforeተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
mohamed sayed shokrimohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
lhlhተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት