Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Formation STEP

Kabubu Paris
ኣዳላዊKabubu Paris

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 16 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 7 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው

ኣበይ ?

ምስልጣን ስፖርትታውያን ኣሰልጠንቲ ንምዃን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እንታዩ’ዩ ?

Kabubu ካቡቡ STEP ዝተባህለ መደብ ንዓኻትኩም ምእንቲ ን"BPJEPS APT" ዲፕሎማ ምስ UCPA ንምርካብን ስልጠና ንምድላውን ኣመሓዳሪ ስፖርት ንምዃንን ዝሕግዝ መደብ ስልጠና ይህብ !

ምፍላጡ ዝገድስ
እዚ ስልጠና እዚ ኣብ መሬት ፈረንሳ ሓደስቲ ሰባትን ተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋን ዝዓለመ እዩ።

መደብ STEP ክልተ ስልጠናታት ዝሓዘ እዩ :

  • እቲ ቀዳማይ ካብ 11 ታሕሳስ 2023 ክሳብ 26 መጋቢት 2024 ፡ ስልጠና BPJEPS ንምውህሃድ ዘድሊ ሞያዊ ክእለት ንምስልጣን ዝዓለመ እዩ። ኣብቲ መደብ፡ ደረጃ B1 ንምብጻሕን ስነ-ቓላት ስፖርትን ኣኒሜሽንን ንምፍላጥ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ስልጠና ኮምፒተር፡ ምርካብ ሞያታት ስፖርትን ኣኒሜሽንን ምስ ክልሰ-ሓሳባዊ ኮርሳትን ን5 መዓልታት ኣብ ሓደ ስፖርታዊ መዋቕር ልምምድ ምግባርን።
  • እቲ ካልኣይ፡ ካብ ሚያዝያ 2024 ክሳብ ሚያዝያ 2025 : ድሕሪ ምሕላፍካ TEP (Preliminary Requirement Tests)፡ ነቲ ናይ BPJEPS ስልጠና ምስ ናይ UCPA ስልጠና ብምውህሃድ ኣመሓዳሪ ስፖርት ትኸውን። እዚ ስልጠና ስራሕ-መጽናዕቲ እዩ: ፍርቂ ኣብ ክፍሊ ኢኻ: ፍርቂ ድማ ኣብ ሓደ ስፖርታዊ መሓውር ተቖጺርካ ትሰርሕ።

እምበኣኣርከስ፣ ኩሉ እቲ ሓበሬታ ኣብዚ ፍላይር ኣሎ ፡ https://www.kabubu.fr/fr/step-devenir-anime-sportif-lyon?modal_page=pdf-detail&modal_detail_id=106374-flyer-step-lyon

ንምንታይከ የዘገድስ?

ትካልና ኣብ መወዳእታ እቲ ስልጠና፡ ከም ኣመሓዳሪ ስፖርት ክትሰርሕ ዘኽእለካ ናይ BPJEPS APT ዲፕሎማ (ሞያዊ ምስክር ወረቐት ኣብ መንእሰያት፡ ህቡብ ትምህርትን ስፖርትን፡ ንኹሉ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ጠቐስ) ትረክብ!

ኣብዚ ስልጠና ን ምስታፍ ኣብተን ቀዳሞት 4 ኣዋርሕ ብ Pôle Emploi ይኸፍለኩም።

ኣብቲ ናይ BPJEPS ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ዓመት፡ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ደሞዝ ትረክቡ።

ኣብት ተሳትፎ ናይ ኣብተን ቀዳሞት 4 ኣዋርሕ ምስቲ ናይ ስራሕ ምርካብ ኮርሳት ዝተኣሳሰር ናይ ስፖርት ትምህርቲ ኣለካ፡ ኣብ ሓደ ስፖርታዊ መሓውር ድማ ናይ 5 መዓልታት ልምምድ ትገብር።

ኣብ ዓመት BPJEPS ኣብ ስራሕ-መጽናዕቲ ኢኻ ትሰርሕ፡ ማለት ከም ሰራሕተኛ ኣብ ሰሙን ሓደ መዓልቲ ንሓደ ስፖርታዊ መሓውር ትሰርሕ።

ከመይ ንገብሮ?

ነዚ ናይ ኦንላይን መመልከቲ ቅጥዒ ምልእዎ ፡ https://airtable.com/appWYVTVNlMsAUdmJ/shrJ32UdT124xdHk9

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
alix de kabubualix de kabubuኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kabubukabubuኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokrimohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
bissobissoተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት