Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ባህላዊ ፖርታዊን ንጥፈታት

ምስ ምስ Cultures du coeur 93

ኣዳላዊ Cultures du coeur en Seine-Saint-Denis (93) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት ምስ ወለንተኛታት፤

  • ዑደት ቤተ መዘክር
  • ምዕዛብ ፊልም ትያትር
  • ምስዕሳዕን
  • ምጽዋት ሙዚቃ
  • ጸወታታት...ግጥማትን ምክያድ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብቲ መደብ ወለንተኛታትን ካልኦት ተሳተፍትን ብምርኻብን ሕድሕዳዊ ብዛዕባ ባህልታት ምልውዋጥን ኣብ እትፈልትውዎም ንጥፈታት ንጥፈት ምስትምቓርን ትኽእሉ ኢኹም።

ብንጥፈታት ፖርቲን ባህልን ክትዘናጋዑን ሓደስቲ ስፖርት ምዝውታር፡ ኣብ ሓወልትታት በጻሕቲ ወይ ዘይትፈልጥዎም ንምዕዛብ ምርኢታት ክትረክብን ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብቲ እውን ንጥፈታትብፈረንሳ ምዝርራብ፡ ቦታታት ምብጻሕን ስፖርት ምጽዋትን ቃላት ክትመሃርን ክትዛረብ ምቹእ ስምዒት ክስመዓኩም ይሕግዝ።

ከመይ ንገብሮ?

ምፍላጡ ዘገድስ!
ማሕበራት (HUDA, CADA, CHU, CHRS, Day center, ወዘተ) ትድገፉ እንተኾይንኩም ብሓባር ንጥፈታት ንምውዳብ ብቐጥታ ምስቲ ማሕበርና ንኽትራኸቡ ካብ ምሕታት ድሕር ኣይትበሉ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • utilisateur_60121180ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • cultures du coeur 93ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • jafariተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles