Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍን ምምሃርን ኣብ ዓውደ መጽናዕትታት ቋንቋ

ምስ ምስ Avec Association Eris

ኣዳላዊ Eris ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 mois

እዚ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ን5 ኣዋርሕ ጽዑቕ ስልጠና ኮርስ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ተኽእሎታት ፤

  • ብሳላ እዚ መደብ ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብስሩዕ ምፍላጥ
  • ኣብ ዝተፈላለዩ ቴማታት ፡ ዲጂታላዊ፡ ምብሳል መግቢ ምስታፍ ፡ ባህሊ፡ ቅድድም ብሽክለታ...ወዘተ

ዓላማታት ፥

  • ምምሕያሽ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ኣመሓይሹ
  • ከምኡውን ምምሃር መዓልታዊ ናጻ ኩን።
  • ማሕበራውን ባህላውን ውህደት ምድንፋዕ
  • ርእሰ ተኣማንነትኩም ምምዕባይንርእሰ-ምትእምማንካን ምምዕባልን ።
ኣገዳስሲ ሓበሬታ
ሰብ ሞያ ጥዕና ተሓባብርቲ ምስ ማሕበርና፣ ዝመጽእሉ እዋን ሰኑይን፣ ሰሉስን ካብ ሰዓታት 9፣30 ክሳብ 16h. እዩ ኣብ ቀዳመይቲ መዓልቲ ስልጠና €15 ናይ ማሕበር ኣባልነት ክፍሊት የድሊ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ መደብ ኣብ ሰሙን 10 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ መምህር ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE) ብዝበለጸ ምዝርራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ንምምሃሩ።

ምስ ኩሉ ዕድመ ዘለዎም ወለንተኛታት፡ ሰራሕተኛታት፡ ሲቪካዊ ኣገልግሎት ናይቲ ማሕበር፡ ከምኡ’ውን ምስ ካልኦት ተሳተፍቲ ስልጠና ትራኸቡ።

እንተደኣ ኣብ ናይ ምብሳልን ብሽክለታን ዓውደ መጽናዕቲ፡ ባህላውን ማንዋልን ዓውደ መጽናዕቲ (ምብጻሕ ቤተ መዘክር፡ ቅብኣ ወዘተ) ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም።

በዚ ድማ ኣብ ንመዓልታዊ ወይ ንሞያዊ ህይወት ዝኸውን ዝኸውን መሳርሒታት ምጥቃም ክትመሃሩ ኢኹም።

ኣብ መደባትና ብምስታፍኩም ጽቡቕ ስነ-ህይወታውን ዜግነታ ኣንጸባረቕቲ ትቕልቲን ኣተግበርቲ ሰናይ ነገርን ይገብረኩም።

ከመይ ንገብሮ?

  • ናብ ብኢመይል :: formation@eris-association.com
  • ናብ ኣድራሻና ብምምጻእ ብቀጻሊ ረቡዕ 14h30 ክሳብ ሰዓት16 ኣብ 3 bis Rue Girié - 69003 LYON.
እንተደኣ ተገዲስኩም ብዛዕባ እዚ ስልጠና ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ብስልኪ ቁጽሪ 09 50 04 65 23 ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።ብተወሳኺ መርበብ ሓበሬታና ወይ ናይ ኢንስታግራም ገጽና ክትውከሱ ድሕር ኣይትበሉ። site ናይ ኢንስትግራም ፔጅና Instagram.

ምፍላጡ ዘገድስ!
ብዛዕባ እዚ ስልጠና ዝያዳ ሓበሬታ ንምርካብ ብስልኪ ቁጽሪ 09 50 04 65 23 ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።ብተወሳኺ መርበብ ሓበሬታና ወይ ናይ site ኢንስታግራም ገጽና ክትውከሱ ድሕር ኣይትበሉ page Instagram.።

  • ናይ ስልጠና ዕለታት ዝቕጽል ስልጠና ፡ ካብ 15 መስከረም ክሳብ 29 ጥሪ 2026 ኣኣብ ልዮን
  • ዕለት ኣኼባ ሓበሬታ ፡ ሶሉስ 2 መስከረም ሰዓት 11
    ኣብዚ ቀዳማይ ኣኼባ ምክፋል ግዴታ እዩ። obligatoire.
    ደንጉዮም ዝመጹ ሕጹያት ብዙሓት ስለዝኾኑ ተቐባልነት የብሉን።
    .

ምፍላጡ ዘገድስ! ተዓጂብኩም ክትመጽኡ ትኽእሉ ኢኹም።

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • utilisateur_816877ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • darlapmተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_333378ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • maddy-erisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles