Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Avec Pré-formation Objectif Emploi dans le secteur de la restauration

Weavers France
ኣዳላዊWeavers France

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1, C2
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 3 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎትኽኽል 30 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ ባንክ ሕሳብ ምህላው
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ

ኣበይ ?

ምውሳድ ስልጠና ኣብ ሬስቶራንት ንምስራሕ ምእንቲ ኣብ ግሮኖብል

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 19 днів тому

እንታዩ’ዩ ?

ሞያ ዓለባ ኦፕሬተር ንምምሃር ናይ 4 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ምስ

  • ንምፍላጥ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት
  • ምኽኣል ዲጂታላዊ ኮርሳት ምውሳድ ከምኡውን
  • ግብራዊ ስልጠና ኣብ ቴክኒካዊ መድረኻት GRETA DE Grenoble
  • ምርካብ ምኽሪ ብዛዕባ ስራሕ ምህላው (ሲቪ፡ CV ፍልጠት ሞያዊ ዓለም ወዘተ) ውልቃዊ ምዕባለ (ምትእምማን፡ ድርኺት ወዘተ)
  • ንሓደ ትካል ናይ 3 ሰሙን ስራሕ ንምግባር ።

ምፍላጡ ዘገድስ!

እቲ ስልጠና እዚ ኣብ ፈረንሳ ክሰርሕ ፍቓድ ዝህብ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ሰብ ክፉት እዩ። ዕለታት ዝቕጽል ኣኼባ፡ ካብ 7 ጥቅምቲ 2024 ክሳብ 24 ጥሪ 2025 ኣብ ግረኖብል Grenobleካልኦት ስልጠናታት ኣብ 2025 ክውደቡ እዮም።
ኣገዳሲ ሓበሬታ !
እዚ ስልጠና ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረኸበ ዲፕሎማ ዘይኮነስ ምስክር ወረቐት ዝህብ እዩ።
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ Titre professionnel commis cuisineኣብ ግሬታ ኣብ ግረኖብል ብፕሮፌሽናል ኩኪንግ ታይትል ናይ ሓደ ዓመት ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ውዕል ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ መሻርኽቲ ቤት መግቢ ንሓደ ዓመት ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ውዕል ክቖጽሩ ዘኽእል ተኽእሎ ምስፋሕ ይኣትዉ።

ከምኡ ውን ኣብ እዋን ውዕል ስራሕ-መጽናዕቲ፡ እቶም ሰሙናት ኣብ መንጎ 3 መዓልታት ስራሕ ኣብቲ ቤት መግቢን 2 መዓልታት ስልጠና ኣብ ግሬታ ኣብ ግረኖብልን ምውዳብ።

ከምኡውን ን4 ኣዋርሕ፡ ናይ ሞያዊ ስልጠና ሰልጠንቲ ደረጃ እዋንኩም፡ ካብ ፈረንሳ ትራቫይል (ናይ ቀደም Pôle emploi) ድማ ክፍሊት ትረክኽቡ ምኽኣል

እቲ ስልጠና ን 188 ሰዓታት ናይ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ፈረንሳ ወጻኢ ኮርሳት ዝህብ ኮይኑ፡ ን50 ሰዓታት ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ስነ-ቓላት ሞያዊ መስርሕ ዝሓዋወሰ እዩ።

- ኣፍልጦ ኣብ ሞራ ሬስቶራንት
- ምስ ኣብ ተመሳሳሊ ዓውዲ ዘለዉ ሰብ ሞያ ምርኻብ፣
- ከምኡውን ኣጠቓቕማ ኮምፒተር፣
- ምህናጽ እቲ ውልቃውን ሞያውን ፕሮጀክት የጠቓልል

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ዝኾነ ሕቶ ሃልይኩም ተወከሱ ኣብቶ ጀራልዲኒ Géraldine Challe : ተወከሱ

እንተደኣ ስንክልና ሃልይኩም ፡ በጃኹም ንወኪል ናይ ስንኩላን ኣብ Gwenaëlle Bourdaud ብ gwenaelle@weaversfrance.org ወይ 04 26 18 47 65 ተወከሱ።


ምፍላጡ ዘገድስ!

መደብ ስልጠና ኣብዚ ረኸብዎ።
እቲ ስልጠና ኣብ ici መደብ ስልጠና ኣብዚ ረኸብዎ።
እቲ ስልጠና ኣብ ቀጽሪ ዊቨርስ (ኣድራሻ ኣብ ካርታ ርአ) ከምኡ’ውን ኣብ GRETA, Clos d’Or site of the Lycée Lesdiguières ኣድራሻና 6, rue Alfred de Vigny 38100 Grenoble ብምምጻእ ምብጻሕና ይከእል እዩ።

ኣብዚ ici cጠውቑ እሞ ነቲ ቅጥዒ ምልእዎ ።
ድሕሪኡ ሓደ ሓላፊ ብተሌፎን ክረኽበኩም እዩ።

ቅድሚ እቲ ስልጠና ናይ ሓባር ኣኼባ ናይ ምውዳብ ባህሪ ኣለዎ እቲ ትካል።
ኣብ ላዕሊ ገጽ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
GRETA DE GRENOBLE
GRETA DE GRENOBLE

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
géraldinegéraldineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokrimohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት