Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ APA : Accompagnement socioprofessionnel des primo-arrivants

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ፍሉያት ተሳተፍቲንኡሳት

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ደገፍ ናይ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

ዕድሜኻ ካብ 18 ክሳብ 25 ዓመት ዲኻ፡ ፈራሚ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን ዲኻ?(CIR) ?

ብቋንቋ ፈረንሳ ንኽትስጉምን ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንኽትረክብን ዝሕግዘካ ደገፍ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ውልቃዊ ፕሮጀክትታትካ ተመርኲስካ ናብ መሻርኽቲ ትድገፍን ትቐንዕን።

ኣብ እዋን ውልቃዊ ቃለ መሕትት ብኣማኻሪ ክትስነዩ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ኩሉ መዓልታዊ ጸገማትኩም ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና፤

  • ምእንቲ ትምህርቲ ፈረንሳ፣
  • ምምሕዳራዊ፣
  • ስራሕ ዝደሊ፣
  • ምእንቲ ጥዕና
  • መሰረታዊ ቀረብ...

ኣብ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕቲ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ዓውደ መጽናዕትታት ዕላል ፈረንሳ፡
  • ናይ ስራሕ ምድላይ ሜላታት ዓውደ መጽናዕቲ፣
  • ዓውደ መጽናዕቲ ኣብ ዙርያ ጥዕና፣
  • ስፖርታዊ ንጥፈታት...ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ሓደ ካብቲ ናይ ሚሽን ሎካል ደ ፓሪስ ቦታታት መጺእካ ክትምዝገብ ትኽእል ኢኻ (ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርአ)፣ ከከምቲ እትነብረሉ ኣውራጃ።

ሓደ ኣማኻሪ ንቃለ መሕትት ክረኽበካን ናብቲ ናይ ሓደስቲ መጻእቲ ደገፍ መደብ ክትጽንበር እንተኽኢልካ ድማ ከቕንዓካ እዩ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
accompagnement primo-arrivant- mission locale de parisaccompagnement primo-arrivant- mission locale de parisተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
edenawol@gmail.comedenawol@gmail.comተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት