ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Alliance française - BOP 104
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ምውሳድ ፈተና ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ድሕሪ ትምህርቲ
እንታዩ’ዩ ?
ቋንቋ ፈረንሳ ከም ናይ ወጻኢ ቋንቋ ምርጥን ንምምላኹ ምእልቲ
- ብደረጃ ጽሑፍን ምዝራብን ምምሕያሹ
- ወግዓዊ ፈተናታትናይ ዲፕሎማ DELF A2 ወይ B1 B2 ምሕላፍ
- ኣብ መዓልታዊ ህይወት፡ ኣብ ስራሕ ወይ ስራሕ ምድላይ ርእስኹም ክትክእሉ ምእንቲ
- ዜጋ ናይ ሕብረት ኤውሮጳ ዘይኮነን ኣብ ፈረንሳ ዝነብርን ወይ ትሕቲ 5 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ምህላው
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ (BPI) ወይ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ (BPT) ክኸውን
- ደረጃ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳዊ A2 ወይ B1 B2 ክህልዎም እዩ።
- ን ኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ኣብ ኩሉ ክፍልታት ኣብ ዝርርብ ምስታፍ ምእታውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ኣብ እዋን ትምህርቲ ኣብ ምዝራብን ምጽሓፍን ክትሰርሕ ኢኻ፣ ብብቕዓት ቋንቋ ብፈረንሳ ክትረዳዳእ።
እምበኣርከስ ኣብ መወዳእታ ናይ እቲ ስልጠና ወግዓዊ ፈተና DELF ክትወስዱ የኽልእለኩም።
ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ ክትለማመድ: ጽሑፍ CV ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ስልጠና: ናይ ስራሕ ቃላትን ምፍላጥ ወዘተ።
ከመይ ንገብሮ?
ምዝገባ ኮርስ ንምሕታት ናብቲ ኣብ እትነብረሉ ከተማ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ኢመይል ስደዱ፤
ኤክስ-ኤን-ፕሮቨንስ habitez :
Marseille : pedagogie3@afaixmarseille.org
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ