ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Dispositif d'Apprentissage du Français au service de l'Insertion Professionnelle (DAFIP)
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኩነታት
ኣበይ ?
ምምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሞያዊ ውህደት ምስ ሕብረተሰ ሓገዝ ምህላውን
እንታዩ’ዩ ?
- ኣብዚ ስልጠን ኣእንተወሓደ ደረጃ A1 ንምርግጋጽ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ከማኡ ውን ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምስራሕ ዝግበር ደገፍ .
ንምንታይከ የዘገድስ?
ብሳላ እቶም ኮርሳት ኣብ መዓልታዊ ህይወትካን ኣብ ስራሕካን ዝያዳ ናጻ ክትከውን ኢኻ፡ እዚ ድማ ኣብ ፈረንሳ ውህደትካ ከስፍሕ እዩ።
በዚ ድማ ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ደረጃ ቋንቋኻ ብወግዒ ዘረጋግጽ DCL (Diplôme de Compétence en Langue)ንምውሳድ የኽለኩም
ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምግላጽን ሲቪኻ ንምጽሓፍን ብኣሰልጣኒ ሓገዝ ርኸቡ።
ኣብ ጽሑፋውን ዝርርብን ክእለት እትሰርሓሉ ትምህርቲ፡ መዓልታዊን ናብራን ሞያውን ህይወት ዝጠቅሙ ቓላት ምምሃር።
ከመይ ንገብሮ?
1. ኣብ ናይ ጉጅለ ሓበሬታ ኣኼባ ክትሳተፍ፣ ዝርዝር ሓበሬታ ክትረክብን ሕቶታት ክትሓትት ክትክእልን ትዕደም።
2. እንተደኣ ተገዳስነት እንተሃልዩኩም ናይ መመልከቲ ቅጥዒ ክትመልኡ ኢኹም።
ኢመይል ክትሰዱ ወይ ብደዊል ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ዕለታት ኣኼባታት ሓበሬታ
- ኣብ ዝመጽእ ስልጠናታት ዝካየደሉ ቦታታትን ዕለታትን ምዃኑ’ዩ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ