ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Français Langue Etrangère Niveau B1
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 5 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 20 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
ኣበይ ?
ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
እንታዩ’ዩ ?
ናብ ደረጃ B1 ንምብጻሕ ነጻ ናይ ጉጅለ ትምህርቲ ፈረንሳ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እምበርከስስ ነዚ ንምግባር ኣብ እዋን ትምህርቲ፡ ኣብ ጽሑፋውን ኣፋውን ክእለት ትሰርሕ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ ብፈረንሳ ክትርድኡን ክትረዳድኡን ንምትብባዕ እንተበዝሐ 15 ሰባት ይርከቡ።
ኣብ መወዳእታ ናይቶም ኮርሳት፡ ደረጃኻ ወግዓዊ መርትዖ ንኽህልወካ፡ ናይ ፈረንሳ ፍልጠት ፈተና "ውህደት፡ መንበሪን ዜግነትን" (TCF IRN) ንምህላው የኽእል።
እባቲ መርስሕ ፣ሳላ እቶም ኮርሳት ኣብ መዓልታዊ ህይወትካን ኣብ ስራሕካን ዝያዳ ናጻ ክትከውን ኢኻ፡ እዚ ድማ ኣብ ፈረንሳ ውህደትካ ከስፍሕ እዩ።
ከመይ ንገብሮ?
ኢመይል ክትሰዱ ወይ ብደዊል ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም፤
- ዕለታት ኣኼባታት ሓበሬታ
- ኣብ ዝመጽእ ስልጠናታት ዝካየደሉ ቦታታትን ዕለታትን ምዃኑ’ዩ።
ኮርዲኔት ኣብያተ ጽሕፈት Thionville et de Metz ቲዮንቪልን ሜትዝን ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ኣሎ።
1. ፈለማ ኣብ ናይ ጉጅለ ሓበሬታ ኣኼባ ክትሳተፍ፣ ዝርዝር ሓበሬታ ክትረክብን ሕቶታት ክትሓትት ክትክእልን ትዕደም
ዕለታት ንምፍላጥ ምስ GRETA Lorraine Nord ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም። መንበሪ ፍቓድኩም፡ ዝተፈረመ ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR)ን ደረጃ A2 ከም ዝወዳእኩም ዘርኢ ሰነድን ሒዝኩም ምምጻእ ኣይትረስዑ።
2. ብምቕጻል ሕጂ ውን ተገዳስነት እንተሃልዩካ ናይ መመልከቲ ቅጥዒ ክትመልእ ኢኻ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ