Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Ecole Gustave

Ecole Gustave
ኣዳላዊEcole Gustave

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1, C2

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 15 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 7 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ኩነታት

ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ

ምርካብ ስልጠና ኣብ እናተኸፈኩም ኣብ plombier ፣ ናይ ቡንባን ፋናቱራን

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 mois

እንታዩ’ዩ ?

ኣብ ጽላት ህንጻ ነጻን እናተኸፈለኩምን ስልጠና ምርካብ፣ ሞያ ቱቦ-መውዓዪ መሃንድስ ንምምሃር .


ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚኦም ብኩባንያታት ኣዝዮም ተደለይቲ ሞያታት እዮም።

እቲ ስልጠና ብኽልተ መድረኻት ዝውደብ እዩ፤

  1. መሰረታዊ ትምህርቲ ናይቲ ሞያ ንምምሃርን ዝለዓለ ቴክኒካዊ ክእለት ንምምሃርን ናይ 3 ወርሒ ጽዑቕ ኮርስ (399 ሰዓታት ትምህርቲ) ። ከከም ኩነታትካ ካብ ፖለ ኢምፕሎይ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።
  2. ናይ 12 ወርሒ መደብ ስራሕ-መጽናዕቲ ንግዲ (3 ሰሙን ኣብ ንግዲ 1 ሰሙን ድማ ኣብ ቤት ትምህርቲ)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሰርቲፊኬት ዘለዎ ሰራሕተኛ ቱቦ ንምዃንን ኣብ ዝቖጽር ዘሎ ዓውዲ ስራሕ ንምርካብን ሰልጥኑ።

  • ናብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምእታው ደገፍ ረኸብ
  • ኣማራጺ ክትረክብሓገዝንንምርካብ።

ብሳላ እቲ ምልውዋጥ ንሓደ ትካል ኣወሃሂድካ ደሞዝ ትረክቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ተወዳደርቲ ኣብ ኦላይን ኣብዚ ዝስዕብ ላይናት ተወከሱ


ምፍላጡ ዘገድስ!
ፈለማ ነቲ ቀጥዒ ምምላእን የድሊ ሽዑ ቆጸራ ይተሓዘልኩም ፣ ካብኡ ምስ ኣሰራርሓ ናይ ስልጠና ትፈልጢ=ጡ

ኣብ ኦን ላይን ተወከሱ ኣብዚ ጠውቑ en cliquant ici ብዛዕባ ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ብዛዕባና ንምርካብ ምስ እትደልዩ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

xavidumxavidumምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
jeangustavejeangustaveኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
adèle brardadèle brardተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
legionvlad@icloud.comlegionvlad@icloud.comተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት