Panneau de gestion des cookies

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Abajad

Abajad
ኣዳላዊAbajad

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜዳርጋ 2 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 6 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ

ምውሳድ ስልጠና ኣብ ሞያ ጽሬት

ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

እንታዩ’ዩ ?

ስልጠና ምስ ሞያታት ጽሬት ብዝተኣሳሰር ፈረንሳ ንምምሃር ዝወሃብ ስልጠና ’ ዩ ።


ምፍላጡ ዘገድስ!
እዚ ስልጠና ኣብ 92 ንዝነብሩ ወጻእተኛታት ኢና ንህቦም (92 (Hauts-de-Seine) ከምኡ’ውንደፓርትመንት 75 (ፓሪስ) ቋንቋ ፈረንሳ ንምርዳእ ጽገሙን ዝዓለመ እዮ።

እቲ ስልጠና ክልሰ-ሓሳባዊ ስልጠና ምስ ንጥፈት ጽሬት ዝተኣሳሰሩ ቃላት ንምምሃር ዝዓለመ እዩ።

ግብራዊ ስልጠና ንኽትገብሮ የኽእለካ፤

  • ናይ ድሕነት መምርሒታት ፍለጥ፣
  • ናይ ጽሬትን ጽገናን ፍርያት፡ ዓቐን፡ .
  • ናይ ጽሬት ሞያታት ምፍላጥ (መስኮት ጽሬት፣ መጽረዪ ወኪልን ማሽኒስት ወኪልን)፣
  • ንኣከባቢ ምኽባር ንቕሓት ምዕባይ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ ናይ ጽሬት ስራሕ ንምርካብ ሞያ ተማሃሩ (መስኮት ጽሬት፡ ጽሬትን ማሽኒስትን)
  • ንስራሕ ዝኸውን ቃላት ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ።

ንመዓልታዊ ህይወትኩም ዝኸውን መሰረታዊ ፍልጠት ክእለት ምምዕባል።

እቲ ስልጠና ንስራሕ ፤

  • ቃላት ምምሃርን ስርዓተ ስራሕን፣ .
  • ናይ ሽፋን ደብዳቤን ሲቪን ምጽሓፍ
  • ንቃለ መሕትት ስራሕ ምድላው።

ከመይ ንገብሮ?

ዝቕጽል መዝገባ ክፍለ ግዜታት

  • ካብ 9 ክሳብ 24 ጥቅምቲ 2023 ዓ.ም
  • ካብ 6 ክሳብ 21 ሕዳር 2023 ዓ.ም
  • ካብ 29 ጥሪ ክሳብ 13 ለካቲት 2024 ዓ.ም

ኣብ ስልጠናና ንምጽንባር ነዚፎርም formulaire inምልኣዮ ።

ኣብ ላዕሊ ገጽ

7 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
abajadabajadኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት