ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Association Revivre
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና
እንታዩ’ዩ ?
ማሕበር Revivre ሪቪቭረ ኣብ ኩሉ ዓውድታት ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ውልቃዊ ደገፍ ይህቡ።
ኣብዚ ዝስዕብ ዝርዝራት ክንሕግዘኩም ንኽእል ኢና፤
- ኣብ ሞያዊ ወይ ናይ ስልጠና ፕሮጀክትካ ስትራተጂካዊ ኣስተንትኖኻ፣
- ሲቪን ናይ ተበግሶ ደብዳቤታትን ምጽሓፍ፣
- ናይ ንግዲ ምድላይካን መተግበሪታትካን፣
- ምፍጣር ቢዝነስካ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እዚ መደብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ተወፋይነት ውልቃዊ ኣኼባታት ምስታፍ ።
ቃለ መሕትት ንምክያድ ፣ ከከም ኣድላይነቱ ዝኸይድ ክሳብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምጅማር ዘኽእል ብቕዓት ምጥራይ ።
ኣብ ማሕበር ሪቪቨር ስራሕ ወይ ስልጠና ኣብ ምርካብ ዝሕግዝ ደግፍ ፡ ኩለመዳያዊ ደገፍ ሓገዝ ናይ ዝርዝራት ከምኒ ፤
- ትምህርቲ ን ንምርካብ ከም ዝከኣል ኣብዚ ተወከሱ (Refugees.info ፋይል ርአ) ፣
- ኣብ ምምሕዳራዊ መንበሪ ምርካብን ኣብዚ ተወከሱ (Refugeees.info ፋይል ርአ)።
ከመይ ንገብሮ?
ኢመይል insertionpro.revivre@gmail.com ስደዱልና
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምምስራት ትካል ወይ ማሕበር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ