ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 (ምዕቡል ደረጃ) ቋንቋ ፈረንሳ ተመሃሩ
ምስ ምስ DU passerelle - Etudiants en exil (niveau B1 vers B2)
ኣዳላዊ Université Jean Moulin Lyon 3 , Réseau MEnSኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ስልጠና DU Passerelle ተማሃሮ ኣብ ስደት ዝህብ፤
- ኮርሳት ፈረንሳ ናብ ደረጃ B2 ገጹ (ብድምር 200 ሰዓታት)፣ ኮይኑ
- ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት፣ዘካተተ
- ናይ ኮምፒተር ኮርሳት፣ ዘለዎ.
- ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲኹምን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ደገፍ ዝህብ እውን እዩ ።
ኣገዳሲ !
እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተር (8 ኣዋርሕ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ መወዳእታ ሚያዝያ እዩ።
እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተር (8 ኣዋርሕ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ መወዳእታ ሚያዝያ እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ስልጠና ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
nourምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
mariamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት