ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Ecole Gustave - Habitat et Humanisme - Langues plurielles

ኣዳላዊEcole Gustave
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 2 ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዳርጋ 150 ሰዓት ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ረቡዕ, ሓሙስ, ዓርብ
ኩነታት
ኣብ ፖለምፕልዋ ተመዝገቡ
ስልጠና ሞያ ህንጻን ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ምውሳድን
እንታዩ’ዩ ?
እዚኦምስልተናታት ምስ ደረጃካን ስልጠናኻን ኣብ ጽላት ህንጻ (BTP) ዝተመጣጠኑ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት እዮም ።
ሞያታት ፕላምበር፡ ኤሌክትሪሻን ወይ ምኽዳን ናሕሲ ክትመሃር ትኽእል ኢኻ።
መደብ :
- ጽዑቕ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
- ንሞያዊ ውህደትኩም ንምድላው ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት
- ምድላው ዲፕሎማ ኣብ ህንጻ ኣብ ቤት ትምህርቲ ጉስታቭ።
ኣገዳሲ!
እቲ ስልጠና ን8 ሰሙን ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ኣብ ቀጽሪ locaux d'Habitat et Humanisme à Saint-Denis. ሂዩማኒዝም ኣብ ሴንት-ደኒስ ይካየድ።
እቲ ስልጠና ን8 ሰሙን ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ኣብ ቀጽሪ locaux d'Habitat et Humanisme à Saint-Denis. ሂዩማኒዝም ኣብ ሴንት-ደኒስ ይካየድ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ናይ 140 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE) ክትወስድ ትኽእሊ ኢኹም ፤
- ሞያዊ ቃላትን ሓረጋትን ምጽናዕ
- ኣብ ናይ ስራሕ ኩነታት ክረዳዳእ ክኽእል።
- ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ምግላጽን ምህናጽን
- ሲቪን ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ስርሑ፣ ናይ መጽናዕቲ ምምስሳል ኣካይድ፣ ተመኩሮኹም ኣጉልሑ፣ ንቃለ መሕትት ምድላው ወዘተ... የጠቓልል
ነቲ ነጻን ዝኽፈልን ስልጠና ቤት ትምህርቲ ጉስታቭ ብምውህሃድ ሰራሕ ቱቦ፡ ኤሌክትሪሻን ወይ ናሕሲ ናይ ምዃን ዕድል ኣሎካ ።
ከመይ ንገብሮ?
እቲ ስልጠና ካብ መስከረም 18, 2023 ይጅምር ።
ነዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
urgence.prepametiers@habitat-humanisme.org ዝብል ጽሑፍ ንምርካብ ኣብዚ ንጠውቅ
ወይ ድማ jean.hoche@ecole-gustave.com .
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ


Habitat et Humanisme

Langues plurielles
8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ